16
Tue, Apr
0 New Articles

ሰባት ኣብ ምድሪ ካብ ዝፍጠሩ ንነገራት ንምልላይ። ምፍላይን ምግላጽን ስም ይጥቀሙ፣ ስም ዝኾንካዮ ወይ ክትኮኖ እትደልዮ ስለዘመልክት ድማ ኣብ ኣወሃህባ ኣስማት ኣዚና ጥንቁቓት ንኸውን፣ መጽሓፍ ቅዱስ ንስም ጽቡቕ ሚዛን ስለዝህቦ እግዚኣብሄር ነቲ መጀመርያ ዝፈጠሮ ሰብ ባዕሉ ስም ከምዘውጽኣሉን (ኣዳምን ሄዋንን