19
Fri, Apr
0 New Articles

"እምበኣርሲ ቅንያቱ ክፉእ እዩ እሞ: ግዜ ዓዲግኩም ከም ለባማት እምበር ከም ዓያሱ ዘይኮነ ከመይ ብጥንቃቐ ከም እትመላለሱ ተመልከቱ" ኤፌ 5:1516 ሃዋርያ ጳውሎስ ንሰብ ኤፌሶን ምስ ቃል

“ኣብ ቤት ንጉስ ስለ ዘለኺ ካብ ኩሎም ኣይሁድ ንበይንኺ እድሕን ኢልኪ ብልብኺ ኣይትሕሰብ” ኣስቴር 4።13፣

ኣምላኽ ኣብ ሓደ ቦታ ኸቐምጠናን ከንብረናን ከሎ ብዘይ ዕላማ ኣይኮነን፣ ኣብ ኣምላኽ ኣጋጣምን ዕድልን ዝበሃል ኣይሰርሕን እዩ፣ ንሱ ኩሉ ዝገብሮ ብመደብን ብፍላጥን እዩ፣ ኣስቴር ንግስቲ

ብግዜ ጸባባና ንረድኤት ዝኸውን ጸጋ ክንረክብ ብትብዓት ኣብ ዝፋን ጸጋ ኣምላኽ ንቕረብ እብ 4።16፣

ክርስትና ኣብ ኣምላኽ ተወኪልካ እትኸዶ ጉዕዞ እምበር ኣብ ገዛእ ርእስኻ ተኣማሚንካ እትኸዶ መንገዲ ኣይኮነን፣ ቃል ኣምላኽ እውን ኣብ ዘካርያስ 4።6 ክዛረብ ከሎ ከምዚ እዩ ዝብል “ብመንፈሰይ እምበር

  “የሱስ ድማ ። ገፈፍቲ ሰብ ክገብረኩም እየ። ንዑ ሰዓቡኒ በሎም” ማር 1።17

እዚ ዘለናዮ ሰዓት ካብ ማንም ግዜ ንመንግስቲ ኣምላኽ ንምስፋሕ ንጋየይሉ ግዜ እዩ፣ እቲ ዕዮ ካብ ናይ ቀደም ብዝዓበየን ብዝሰፈሐን ኣዚዩ ዓቢ እዩ፣ እቲ እኽሊ ብዙሕ እዩ እቶም ዓየይቲ ግና ሒደት እዮም እሞ ነቲ ጎይታ እኽሊ

ረዲኤት ሰብ ኩሉ ከንቱ እዩ፣ ሓገዝ ሰብ ክሳብ ዝተወሰነ ሰዓት እዩ፣ ሰብ እዝኑ ሂቡ ዝሰምዓካ ልቡ ኣውዲቑ ተኻፋሊ ሽግርካ ዝኸውን ክሳብ እቲ ዝኽእሎ ዓቕሙ እዩ፣ እቲ ንዓኻ ክህቦ ዝኽእል መፍቲሒ ንጸገመክ ኩሉ ዝፈትሕ ኣይኮነን ድሩቱን ዉሱንን እዩ፣ ዳዊት እቲ ዓቢ ዘማራይ ሓደ ግዜ ከምዚ ኢሉ ዘሚሩ