እቶም ናይ ሓቂ ናይ ክርስቶስ ዓየይቲ ፍሉይ ምልክታት ኣለዎም።

⦁ ቀዳማይ) ነቲ ምሉእ ምኽሪ ኣምላኽ እዮም ዝምህሩ።
''ኲሉ ምኽሪ ኣምላኽ ነገርኩኹም እምበር፡ ዘትረፍኩልኩም የብለይን እሞ፡ ካብ ደም ኲልኻትኩም ንጹህ ምዃነይ ሎሚ መዓልቲ እምስክረልኩም ኣሎኹ።''/Acts 20:26-27/26 Therefore, I

ኣቀዲመ ሰላም ኣምላኽን ጸጋ መድሓኒና የሱስ ክርስቶስን ንኹላህኩም ቅዱሳን ይኹን ይብል!

ኣቅደም ኣቢለ ኣብ ትሕቲ እዛ ሕጂ ዘቅርባ ዘለኹ መልእኽቲ ፖስት ዝገበርኩዋ ናይ ''ኢትዮጵያ ውያን ወንጌላውያን ኣብያተክርስትያናት'' ንናይ ሓቂ ትምህርትን ንናይ ሓሶት ትምህርትን ንዘለዎም መርገጽ ኣብ ወርሒ መጋቢት22

 

እቲ ቅዱስ መጽሓፍ እንታይ ይብል? ዘመናውያን መማህራንከ እንታይ ይብሉ? ንስኻ ኣንታ ሰማዒኸ ንመኖም ትሓሪ?

ኣብ መጋቢት 12, 2017, ኣብቲ ናይ ሰንበት ናይ ትምህርቲ ክፍለ ጊዜ ከም ዝገለጽኩዎ፡ እዞም ዘመናውያን መማህራን፡ብፍላይ ከኣ ''ምንቅስቃስ እምነት'' ኢና በሃልቲ፡ እቶም ኣምላኽ ኣብ

‘ጸጋ ኣምላኽ ተገልጸ’ ኣሜን እንኳዕ ተገልጸ። እንተዘይኸዉንሲ ኣበይ ምሃለና? እቲ ብዘይ ሕጊ ተገሊጹ ንዘልኣለም ምድሓን ምኽንያት ዝኾነና ናይ ኣምላኽ ጽድቂ ንሱ ድማ ክርስቶስ እቲ ጸጋ ኣምላኽ ዝተባረኸ ይኹን። ሕጊ ብሙሴ ተዉሂቡ እዩ እሞ፥ ጸጋን ሓቅን ማለት እቲ ንምድሓንን ብሓዳስ ህይወት