ንቡር ምህሮ እንታይነት ሰብ
‘ንሰብ ከም ቁምነገር እትርእዮ ተጠንቂቅካ እትምልከቶ ኣብ ጸጽባሕ እተቛምቶ በብቕጽበት እዉን እትዕዘቦስ እንታይ እዩ? እዮብ 7
Teline V
Best News Template For Joomla
‘ንሰብ ከም ቁምነገር እትርእዮ ተጠንቂቅካ እትምልከቶ ኣብ ጸጽባሕ እተቛምቶ በብቕጽበት እዉን እትዕዘቦስ እንታይ እዩ? እዮብ 7
“እቲ ሕያዋይ ጓሳ ኣነ እየ። እቲ ሕያዋይ ጓሳ ህይወቱ በጃ ኣባጊዑ የሕልፋ። ከምቲ ኣቦ ንኣይ ዚፈልጠኒ፥ ኣነዉን ነቦ እፈልጦ እየ። ንነፍሰይ
መጽሓፍ ቅዱስ ብዓቢዪ መጠንቀቅታ ካብ ዝምህሮን ካብ ዝእዝዞን ሓደ፡ ኪንዮው እቲ ጽሑፍ ኣይትኪዱ፣ ናብ ቃሉ ኣይትወስኹ፣ ካብ ቃሉ ኣይተጉድሉ፣ ንቃሉ ኣይትለውጡ፣ ንቃሉ ከም ዘለዎ ፍጹም ብዝዀነ መገዲ ተኣዘዝዎ ዝብል እዩ።