18
Thu, Apr
0 New Articles

ሓደ ግዜ ሓንቲ ሓፍቲ ብዝመጻ ፈተና ኣዚያ ትምረር። ብዛዕባ ኩነታት ኸኣ ኩሉ ግዜ ተግሮምርምን ትሓዝንን። ዝመጻ ጸገምን ፈተናን ከኣ ኩሉ በብሓደ ዘርዚራ ነታ ኣማኒት ኣዲኣ ተዕልላ። ኣዲኣ ኸኣ ኣዚያ ለባም ስለ ዝነበረት ንጓላ ኣጆኪ ኣምላኽ ምሳኺ እንድዩ ዘሎ ኢላ ጥራይ ከተጸናንዓ ወይ ክትድብሳ ኣይፈተወትን። እዛ ጓለይ እስከ ንዕናይ ናብቲ ክሽነ ንኺድ እሞ ሓደ ነገር ክንገብር ኢና በለታ። ጓላ ኸኣ ሐራይ ማማ ኢላ ተሰማሚዓ ናብቲ ክሽነ ኸዳ። 

እዚ ታሪኽ እዚ ብዛዕባ ሓደ ወትሃደር ኣሜሪካ ካብ ኩናት ቬትናም ናብ ሃገሩ እተመልሰ ዘዘንቱ ታሪኽ እዩ። ካብ ሳንፍራንሲስኮ ንኣቡኡን ንኣዲኡን ቴሌፎን ደወለሎም "ባባ ማማ ናብ ገዛ ክመጽእ እየ ቅድሚኡ ግና ሓደ ሓለፋ ክትገብሩለይ ክሓተኩም እየ። ናብ ገዛ ምሳይ ከምጾ ዝደለኹ ዓርኪ

 ኣድያም ጥቓ ራህዋ ኮፍ በለት። በየናይ ክትጅምር ከም ዘላዋ እናሓሰበት ከኣ ዝን በለት። ኣብ መንጎ ክልቴኣተን ከኣ ጸጥታ ሰፈነ። ራህዋ ንኣድያም "ደኺምኪ ኢኺ መስለኒ ደሓን ዋላ ጽባሕ ነዕልል ደቅሲ" ኢላ ነቲ ዝነበረ ጸጥታ ኣፍረሰቶ። ኣድያም "ኖኖ ክሓስብ እየ ጸኒሔ በየን ጀሚረ ነየናይ ሓዲገ ደኣ

More Articles ...

Page 1 of 4