ፉሉይ ህዝቢ ብሃገር። ብልምዲ። ብቋንቋ። ካብ ካልኦት ኣይትፈልዮምን ኢኻ፣ ናይ ባዕሎም ዝነብሩለን ከተማታት የብሎምን፣ ብናይ ባዕሎም ቀቢላዊ ቋንቋ ኣይዛረቡን። ፍሉይ ቅዲ ናብራ ዘይብሎም እዮም፣
እየሱስ! ኣምላኽዩ ማዕረ ማዕረ ከም ባርያ ርእሱ ኣሕሰረ ኣባይ ጽድቂ ኣብኡ ሓጥያት ተሰኪሙ ከይዱ ናብ ሞትንኽህብትም ዝደኸየንኽጸግብ ዝጠመየንኽብርትዕ ዝደኸመንኽባረኽ .....ተረገመንኽጥዕይ ዝሓመመንጸበባይ .....ዝዛዘመንኽዕረቕ ዝተባእሰንኣበሳይ
ብሂላት ማርቲን ሉተር ኪንግ ጸሊም ኣሜሪካዊ 1. ንፉዕ መራሒ ዓራቒ ዘይኮነ ዝደልስ ንባዕሉ ኣርኣያ ናይ ዕርቂ እዩ፣ 2. ሓሶት ፈጺማ ብህይወት ኣይትነብርን እያ፣ 3. ሕቖኻ ክሳብ ዘየጎበጥካሉ ግዜ ሰብ መጹዩ ኣብ ዝባንካ ክስቀል ኣይክእልን እዩ፣
እግዚኣብሄር..............!!! ትትንስእ እሞ ዓውታ ተህድእ፡ ትለዓል እሞ ነውጺ ተርግእ፡ ንሰይጣን ንስኻ ኢኻ እተፍርሆ ንሕሩይካ ብሰይፍኻ ትባልሆ፡ ብምምጻእ ወድኻ ንትሑታት ዘከርካዮምክሳዕ ከተማ ህያዋን ከረን ጽዮን ኣብጻሕካዮም፡ንዝሰለለ ቅልጽም ኢድ ተበርትዕበይንኻ ምጕት ዓለውቲ ትረትዕ፡