20
Sat, Apr
0 New Articles

ሰብ ሓርነት ዘይብሉ ናብራ ኣብ ሓራ ሃገር ከም  ..ኣመሪካ ብሓርነት ክነብር ይከኣሎዶ እወ ከም ካተይ በርማን ድሕሪ 12 ዓመት ጸቕጥን መግዛእትን ኮሚኒስታዊ ስርዓት ሃገራ ናብ ኣመሪካ ኣትያ

ኣነ ኣብ ከባቢ ብልዕተይ ብዘጋጠመኒ ናይ ካንሰር ሕማም ብዙሕ ግዜ መጥባሕቲ ጌረ እየ። እቲ ሕማም ካንሰር ውሽጢ ውሽጢ እናበላዓንን እናሳቐየንን ስለ ዝኸደ ሓኻይም ክሳብ እቲ ንኻልኦት ክፍሊ ኣካላተይ ከጥቕዕ ብዝኽእል ሕክምና ከይተረፈ ሓኪሞምኒ እዮም። እቲ ዝወስዶ ዝነበርኩ ሕክምና ሓደገኛ ካብ ምኻኑ ዝተላዕለ

 

ካብ ኦም ህይወት (4ይ ዓመት ቁጽሪ 39 ለካቲት 2002) ዝትወሰደ ምስክርነት 

* እስኪ ንርእስኺ ምስ ኣንበብቲ ኣፋልጢ።

** ስመይ ኣልማዝ ገብረኣምላኽ ይብሃል ዕድመይ 28 እዩ። ብዓልቲ ሓዳርን ኣደ ኣርባዕተ ቈልዑትን እየ። ብግእዝ 1980 (ብ1987/8) እየ ተመርዕየ። ናይ ትምህርቲ

ኣምላኽ ንዓይ ዝገበርካኒ እንታይ እዩ? ኣነ ሰብ ቀቲለ ኣይፈልጥን እየ። ንማንም ከኣ ብዙሙት ዓሚጸ ኣይፈልጥን እየ። ፈጺመ ሰሪቐ ኣይፈልጥን እየ። ብርግጽ ንዉሱናት ሰባት ጐዲኤ እየ ግና ኣቐዲሞም ንሶም እዮም ጐዲኦምኒ። ዝገበርክዎም ከኣ ይግብኦም እዩ።


More Articles ...