Forgot your password? Create an account
  • Increase font size
  • Default font size
  • Decrease font size
  • default color
  • green color
  • red color

Eriwongel.com

Tuesday
May 21st
Home
ጉቡእ መስመሮም ንምትሓዝ

ጉቡእ መስመሮም ንምትሓዝ

ብዙሕ እዋን ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ብዛዕባ ...

ቃል መሕተት ምስ ሮቤል ነጸረኣብ

ቃል መሕተት ምስ ሮቤል ነጸረኣብ "መዝሙር ኣብ ማሕበር ኣምላኽ" (Part 1)

ምስ ገዛእ ርእሰይ ከላልየኩም። ስመይ ሮቤል ነጸ...

መልእኽትና ኣብዚ መወዳእታ ዓመት

መልእኽትና ኣብዚ መወዳእታ ዓመት

ምኽፋት መንፈሳዊ የዒንቲ፣

ቡዙሕ ግዜ ሓደ ብተ...

ዘሕዝን ኣበዓዕላ ዕለተ ልደት

ዘሕዝን ኣበዓዕላ ዕለተ ልደት

እዚ ታሪኽ እዚ ሓቂ እንተ ዘይከዉን ኔሩ ኣይመኣ...

መጽሓፍ እዮብ፡

መጽሓፍ እዮብ፡ "እቲ ጥምጥም" - "ኣዕሩኽ እዮብ" (Part 2)

እቲ ጥምጥም 

ብዙሓት ኣንበብቲ ካብቲ ...

Well come !!!
‎ንምጽኣት ጎይታ ምድላው‎

‎ንምጽኣት ጎይታ ምድላው‎

ዓመት ንዓመት ተኪኡ ክመጽእ ከሎ ተገዲስና ንሓስበሉ ነገር እንተሎጊዜ እዩ። እንታይ ክገብር ኔሩኒ፣ እንታይ ጌረ፣ እንታይከ ክገብር ኣሎኒ ብምባል ከኣ ንሕሉፍን ህሉውን ብምግምጋም ንመጻኢንውጥን። እቶም ብጎይታ እንኣምን ንጊዜ ተጠቒምና ምስ ኣምላኽ ስለ እንመላለስ ጊዜ እናሓለፈ ብዝኸደ መጠን ምምጻእ ጎይታይቐርብ ምህላ...

More:
ካልኦት እትፈርድ ንስኻ መን ኢኻ?

ካልኦት እትፈርድ ንስኻ መን ኢኻ?

መረዳእታ፡ እዚ ጽሑፍ እዚ፡ 98% ካብቲ ብእንግሊዘኛ፡ “ኣብ ካልኦት እትፈርድ ንስኻ መን ኢኻ?” ዚበል ብ ፖውል ኮፓን እተጻሕፈ እተወስደ ትርጉም እዩ። ነቲ ሓሳባት ብትኽክል ንምብራህን፡ እዚ ጸሓፊ ዘይጠቀሶ ኣገዳሲ ዚበልኩዎ ጠቃሚ ሓሳባት፡ ምናልባት ገለ 2%፧ ከም ዚወሰኽኩሉ ብመጀመርታ ይሕብር። ሃየ ቃል ...

More:
ማርዶካይ ጹኑዕ ሰብኣይ (Part 1)

ማርዶካይ ጹኑዕ ሰብኣይ (Part 1)

ኣብ መጽሓፍ ቁዱስና ዝተጠቕሱ ብዙሓት ናይ እምነት ኣቦታት ዝዀኑ ጀጋኑ ተጠቒሶም ኣለዉ። እዞም ሰባት ብፍርሓት ኣምላኽ መሊኦም ኣብ እምነት ጸኒዖም ብሕጋግቱ ተመሪሖም ንፍቓዱ ነቢሮም ንኽብሩ ደው ኢሎም ብመከራ ተፈቲኖም ነቲ ዝተጸውዕሉ ኣብ ፍጻሜ ኣብ ጺሖም ኣብ ፍቕሩ ጢሒሎም  ኣብ ግዜ ድኻሞም ኣብ ሓይሊ ኣም...

More:
መልሲ ንመምህራን “ዘይመዋትነት ስጋ” - 1ይ ክፋል

መልሲ ንመምህራን “ዘይመዋትነት ስጋ” - 1ይ ክፋል

ሓደ ካብቶም “ዘይመዋትነት ስጋ ሰብ” ዚብል ሓድሽ ምህሮ ዚምህሩ ዘለዉ ሰባት፣ “ዘይመዋትነት ስጋ ሓቂ ድዩ?” ንእትብል ዘቕረብኩዋ ጽሕፍቲ ኣመልኪቱ ኣንዊሑ ምላሽ ሂቡ ኣሎ (ድሮ ኣብ ናተይ ናይ ፌይስቡክ ገጽ ስለዘሎ ምንባቡ ዚከኣል እዩ)። ንገለ ካብቲ ሕቶታት እናመለሽኩ ገለጻ ክህብ ክፍትን እየ።
More:

መልእኽቲ ንኹሎም ሰዓብቲ ጐይታ፡- ካብቶም ኣብ ርእሲ ጸበባና ጸበባ ዝውስኹና ዘለው ሃዋርያት ሐሶት ንጠንቀቕ !!!

1.    እቲ ምሉእ ስልጣን ዘለዎ ቃል ኣምላኽ እንታይ ይብል?  
እቲ ልዕሊ ኹሉ መለበታዊ ድምጺ ኣምላኽ ዝኾነ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ትሕቲ እግሪ ቤተ-ክርስቲያን ኮይኑ ዘይኮነስ፥ ኣብ ልዕሊ ቤተ-ክርስቲያን ርእሲ ወይ ኣእምሮ ኮይኑ፡ ንኽመርሓ ዝተዋህባ እስትንፋሳዊ ቃል እግዝኣብሄር እዩ፡...
No prison, but a bigger fine, for Algerian Christian

No prison, but a bigger fine, for Algerian Christian

Under 2006 law, talking about the gospel with Muslims is illegal
, February 18 (World Watch Monitor) —
A court in Algeria has thrown out a prison sentence, but has increased a fine, on a man con...
More:
ሕቶ: ስለምንታይ እዩ እግዚኣብሄር ኣቦ ንየሱስ ክርስቶስ ቀልጢፉ ወይ ደንጉዩ ናብ ምድሪ ዘይሰደዶ?

ሕቶ: ስለምንታይ እዩ እግዚኣብሄር ኣቦ ንየሱስ ክርስቶስ ቀልጢፉ ወይ ደንጉዩ ናብ ምድሪ ዘይሰደዶ?

መልሲ: ምልኣት ዘመን ምስ መጸ ግና...ኣምላኽ ነዚ ኻብ ሰበይቲ እተወልደ ትሕቲ ሕጊውን ዝዀነ ወዱ ለኣኾ። (ገላትያ 4: 4):: እዚ ጥቕሲ እግዚኣብሄር ኣቦ ንየሱስ ክርስቶስ "ምልኣት ዘመን ምስ መጸ" ከም ዝለኣኾ ይነግረና::

ኣብ መበል ቀዳማይ ዘመን: የሱስ ክርስቶስ ንክመጽእ ምቹእ...

More:
መንእሰይን ሕብረተሰብን

መንእሰይን ሕብረተሰብን

መንእሰይ ማለት ኩላትና ከም እንፈጦ ናይ ሓንቲ ሃገር ዓንዲ ሕቖ ከም ዝኾነ  ኩላትና እንፈልጦ ሓቒ እዩ። መንእሰይ ክንብል እንከሎና ካብ 18 ክሳብ 40 ዘሎ ዕድመ ዘጠቓልል እዩ። ስለዚ መንእሰይ ናይ ሓንቲ ሃገር ዓንዲ ሕቆ እዩ እንድ ሕሪ ኢልና ሓደ ኣፍራይን ጡዑይን መንእሰይ ከነፍሪ ኣሎና። እምበኣር ናይ ...

More:
ግሩም መልእኽቲ ዘፍጥረት (Part 2)

ግሩም መልእኽቲ ዘፍጥረት (Part 2)

2 ጐደሎና ዝምልእ ኣምላኽ

“እግዚኣብሄር ኣምላኽ ክኣ፡ ሰብኣይ በይኑ ክኸውን ጽቡቕ ኣይኮነን፡ ንእኡ ኣትበቅዕ ደጋፊት ክገብረሉ ኢየ በለ።” ኣምላኽ ንሰብ ከም ምስሉን መልኹዕን ጌሩ ፈጢሩ ኣብቲ ብሉጽ ኩሉ ዘለዎ ገነት ኤደን እዩ ኣቐሚጥዎ። ኣብ ልዕሊ ኹሉ ክስልጥን ድማ ምልክን ሓይልን ሂብዎ። ኣምላኽ ንሰብ ፈጢሩ ...

More:
መልእኽቲ ጳውሎስ ንሰብ ገላትያ

መልእኽቲ ጳውሎስ ንሰብ ገላትያ

እዚ ሕጂ ኣብዛ ቤተ ክርስትያን ብሓፈሻኣ ተላዒሉ ዘሎ ሽግር ኣብታ ናይ ሶርያ ኣንጾክያውን ኣብ መንጎ ሃዋርያ ጳውሎስን ሃዋርያ ጴጥሮስ ተላዒሉ ነይሩ እዩ። (ገላ.21-14)

 

     እቶም ኣመንቲ ኣይሁድ ብክርስቶስ ኣሚኖም እኳ እንተደሓኑ ገና ስርዓት ሕግን ግዝረትን...

More:
ተከታታሊት ዛንታ መበቆል ወንጌላዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ. part 1

ተከታታሊት ዛንታ መበቆል ወንጌላዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ. part 1

እቲ ዛንታ ብ1860 ዓ.ም. ኣቢሉ ኣብ ጸዓዘጋ ይጅምር። በቲ ጊዜ እቲ እቶም ካህናትን ዲያቆናትን ናይ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ጊዮርጊስ ነቲ ቅዱሳት ጽሑፋት ናይ ቤተ ክርስትያኖም ይመራምርዎ። ብዛዕባ ትምህርቲ ስላሴ መታን ኪርድኡ ሃይማኖተ ኣበው (እምነት ኣቦታት) እቲ ናይ ተዋህዶ ሃይማኖት ልምዲ ብዛዕባ እት ምእመ...

More:
ቃለ መሕትት ምስ ኣርኣያ ሃብተ (2012 Part 2)

ቃለ መሕትት ምስ ኣርኣያ ሃብተ (2012 Part 2)

ብዛዕባ እተን ዝሓተምካየን ኣልቡማት ዛጊት ካብ ኣመንቲ እንታይ ዓይነት ኣወንታውን ኣሉታውን ሰሚዕካ ኣለኻ?

እተን ብኣልበማት ዘውጻእክወን መዛሙራተይ ንብዙሓት ንፈውሲ፡ ንምጽንናዕ፡ ንበረከትን ምስጋርን ኮይኑዎም ክሰምዕ ከለኹ መመሊሰ እብርትዕን ነቲ ኣገልግሎተይ ብትግሃት ክሕዞን ክተብ...

More:
ቃል መሕተት ምስ ሮቤል ነጸረኣብ

ቃል መሕተት ምስ ሮቤል ነጸረኣብ "መዝሙር ኣብ ማሕበር ኣምላኽ" (Part 2)

ህዝቢ ኣምላኽ ኣብ መዝሙር ዘለዎ ኣመለኻኽታ ብከመይ ትግምግሞ?
ብሓፈሻዊ ኣዘራርባ ህዝቢ ኣምላኽ ብጣዕሚ መዝሙር ይፈቱ እዩ። መዓረ ገሌና መዝሙር ካብ ምፍታዉ ዝተላዕለ ናብ ጎይታ ዝመጻና ክንህልዉ ንኽእል ኢና በሃላይ እየ። ምልስ ኢለ ክሓስቦ እንከሎኾ ድማ፡ ምድርና ብመዝሙር ዕድልቲ ምድሪ እያ። እግዚኣብሄር ኣምላኽ...
More:
ግብረ ሰዶማዊ መውስቦ  ሰብኣዊ መሰል ኣይኮነን

ግብረ ሰዶማዊ መውስቦ ሰብኣዊ መሰል ኣይኮነን

ብዙሐት ፖለቲከኛታት ንሕጋዊ መሰል ግብረ ሰደማውያን ምስ ናይ ጸለምቲ ኣንጻር ዐሌታውነት ዘካይድዎ ዝነበሩ ቃልሲ ብምንጽጻር ሕጋውነት ከልብስዎ ክጽዕሩ ይርከቡ። እዚ ዘቕርብዎ ስነመጎት ግን ቅኑዕ መርትዖ የብሉን። 
ኣብ እዚ ዘሎናዮ እዋናት ኣብ ኣሜሪካ ሐደ ኣዝዩ ንምስማዑ ዘስደምም ነገር ይካየድ ኣሎ። እ...
More:
Latest Message
ግሩም መልእኽቲ ዘፍጥረት (Part 2)

ግሩም መልእኽቲ ዘፍጥረት (Part 2)

2 ጐደሎና ዝምልእ ኣምላኽ

“እግዚኣብሄር ኣምላኽ ....

Readmore..

ግሩም መልእኽቲ ዘፍጥረት (Part 1)

ግሩም መልእኽቲ ዘፍጥረት (Part 1)

ነፍሲ አከፍ ሕጥቦ ጹሑፍ ወይ ቃላት መጽሓፍ ቅዱስ እንተ ብቐጥታ ወይ ብተ....

Readmore..

ነዛ ዓለም ኣይንፍተዋ

ነዛ ዓለም ኣይንፍተዋ

ነፍሲ ወከፍና መንፈሳዊ የዒንትና እንተ ዝኽፈት ኔሩ ከመይ ኮን ነቲ ሰመያዊ ዓለም ጥራይ ሃረ....

Readmore..

እንሆ እቲ መርዓዊ ይመጽእ ኣሎ

እንሆ እቲ መርዓዊ ይመጽእ ኣሎ

ሓደ ግዜ ብዛዕባ ምጻት ጎይታና የሱሱ ክርስቶስን መወዳእታ ዓለምን ምስ ገ....

Readmore..

ምስ መን ንመላለስ?

ምስ መን ንመላለስ?

ወዲ ሰብ መልክዕ ኣምላኽን ክብርን ዘለዎ ብዘሎ ስልጣን ከኣ ኣብ ኢዱ ዝተዋህቦ ኣብ ልዕሊ ኣ....

Readmore..

ኩሉ ሳዕ ዓወት (Part 2)

ኩሉ ሳዕ ዓወት (Part 2)

ለ. ፈተና (Temptation) እዚ temptation ዝብል ቃል ብግሪኽ Perasimos ዝብል ኮይኑ መከራ፣ ጸበባ፣ ወጽ....

Readmore..

ኩሉ ሳዕ ዓወት

ኩሉ ሳዕ ዓወት

መእተዊ 1ይ ቆረ 15፡57 ግናኸ ነቲ ብጎይታና የሱስ ክርስቶስ ጌሩ ዓወት ዝ....

Readmore..

ሰይጣን መገላግልቱ ኣይርስዕን እዩ። ሉቃ11፣ 24-26

ሰይጣን መገላግልቱ ኣይርስዕን እዩ። ሉቃ11፣ 24-26

የሱስ ነቶም ተኣኪቦም ዝነበሩ ከምዚ ኢሉ ክምህሮም ጀመረ። ርኹስ መንፈስ ካብ ሰብ ምስ ወጸ፣ ....

Readmore..

 

EGMM

ኣገልግሎት ፈነወ ወንጌል ኤርትራ  ወንጌል ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ንመላእ ዓለም ብፍላይ ድማ ንህዝቢ ኤርትራ ብዝተፈላለየ መገዲ መራኸቢ እንዝርግሕ ክርስትያናት ኢና።

Social Web

Share to Facebook Share to Twitter Share to Google 
ቃለ መሕትት ምስ ኣርኣያ ሃብተ (2012 Part 2)

ቃለ መሕትት ምስ ኣርኣያ ሃብተ (2012 Part 2)

ብዛዕባ እተን ዝሓተምካየን ኣልቡማት ዛጊት ካብ ኣመንቲ እንታይ ዓይነት ኣወንታውን ኣሉታውን ሰሚዕካ ኣለኻ?

እ....

ቃለ መሕትት ምስ ኣርኣያ ሃብተ (2012 / Part 1)

ቃለ መሕትት ምስ ኣርኣያ ሃብተ (2012 / Part 1)

ብዛዕባ ገዛእ ርእስኻን ድሕሪ ባይታኻን ኣተዓባብያኻን መዕለልካናዶ?

 ስመይ ኣርኣያ ሃብተ እብሃል። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ1980 ....

ታሪኽ ህይወት ስሚዝ ዊግልስዎርዝ (1859–1947) „ሃዋርያ እምነት“

ታሪኽ ህይወት ስሚዝ ዊግልስዎርዝ (1859–1947) „ሃዋርያ እምነት“

ሓደ ዓርከይ ብኸቢድ ስንባደ “መይታ እያ!” ብማለት ተዛረበ። ኣብ ህይወተይ ከምዚ ዓይነት ስምባደ ርእየ ኣይፈልጥን። ኣስዒቡ ድማ “እ....

ምስክርነት ማሪያ ውድ ወርዝ

ምስክርነት ማሪያ ውድ ወርዝ

“ጐይታ ንዓይ ዝሃበኒ ፍሉይ ተልእኾ መንፈስ ሓድነትን ፍቕርን ናብ ኲሉ ምብጻሕ ነበረ። እግዚኣብሄር ኣብ ብዘላ ምድሪ በረኸቱ ክቕበሉ ብጽምኣት ዝመጣጠሩ ....
ምስክርነት ኤልሳ ጸጋይ

ምስክርነት ኤልሳ ጸጋይ

'ምንጋፍ ካብ ጰራቅሊጦስ እየ እናበለ ታልል ዝነበረ ቀታሊ ናይ ዛር መንፈስ'   *ሓብትና ኤልሳ፡ እስኪ ርእስኺ ምስ ኣንበብቲ ኣላልዪ?   ** ብመጀመርያ ....
ምስክርነት ዕዉት ታሪኽ ቻርለስ ግራንዲሰን ፊኒ

ምስክርነት ዕዉት ታሪኽ ቻርለስ ግራንዲሰን ፊኒ

1. ሕጊ እናጽነዐን ኣብ ኣዳምስ ቤትክርስትያን እናተሳተፈንዩ ፊኒ ኣብ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ክግደስ ዝጀመረ። ኣብ ናይ ሕጊ መጽሓፍቱ....

ካብ ነብሰ ቅትለት ድሒነ ታሪኽ ናይ ኪም ኣቨሪ

ካብ ነብሰ ቅትለት ድሒነ ታሪኽ ናይ ኪም ኣቨሪ

ጓል 15 ዓመት እንከለኹ ብዙሕ ጭንቕትን ብዛዕባ ሂወተይ ድማ ዘይሕጉስትን ነበርኩ:: ስድራይ ጓል 12 ዓመ....

ኣስላም ክርስቶስ እንክረኽቡ ከለዉ

ኣስላም ክርስቶስ እንክረኽቡ ከለዉ

አብ ማእከላይ ምብራቕ ሕቡእ ዝኾነ ሰውራ ጀሚሩ ይርከብ: ንብዙሓት ሙስሊም ድማ ብሕልምታትን ራእያትን ተደሪኾም....

ዜደንቕ ዛንታ ማሕበር መጽሓፍ ቅዱስ።

ዜደንቕ ዛንታ ማሕበር መጽሓፍ ቅዱስ።

እዛ ማሕበር እዚኣ ኽትውለድ ከላ ኣዝዩ ዜጨንቕ እዋን እዩ ዝነበረ። እቲ ሓያል ሃጸይ ናፖለዮን ኣብ ኤውሮጳ ብብርቱዕ ሓይሊ ይወርር ነ....

ቃለ-መሕትት ምስ ዘማሪት ምስ ሰላም ሓጎስ 2004

ቃለ-መሕትት ምስ ዘማሪት ምስ ሰላም ሓጎስ 2004

ሀ. ሕሉፍ ታሪኽ ህይወት

1.      ብዛዕባ ገዛእ ርእስኺን ....

MINISTRIES

Bible.org
Joyece MeyerWe exist to freely share the good news from God to the entire world so you can KNOW the Truth about life and eternity. We provide free access on the Internet to the finest, most trustworthy biblical truths and materials.

 

Father's Love Letter
Beauty Spring 2007Father's Love Letter is a compilation of bible verses from both the Old & New Testaments that are presented in the form of a love letter from God to the world.

Copy of MINISTRIES (B)

Christianbook.com
christianbook.comChristianbook.com is the online home of Christian Book Distributors (CBD), the world's largest distributor of Christian resources.

Streaming Faith
Beauty Spring 2007Streaming faith, the world's largest faith based broadcasting portal, allows Christian ministries to spread the gospel by delivering their live or video on ...

Last Message

15 March 2013, 23.39lemlem0
who-are-to-judge-over-your-brotherመረዳእታ፡ እዚ ጽሑፍ እዚ፡ 98% ካብቲ ብእንግሊዘኛ፡ “ኣብ ካልኦት እትፈርድ ንስኻ መን ኢኻ?” ዚበል ብ ፖውል ኮፓን...
221 0
12 March 2013, 22.16hanidani
the-wonderful-message-behind-genesis-part22 ጐደሎና ዝምልእ ኣምላኽ “እግዚኣብሄር ኣምላኽ ክኣ፡ ሰብኣይ በይኑ ክኸውን ጽቡቕ ኣይኮነን፡ ንእኡ ኣትበቅዕ ደጋፊት ክገብረሉ ኢየ...
300 0
05 March 2013, 22.50hanidani
the-wonderful-message-behind-genesis-part1ነፍሲ አከፍ ሕጥቦ ጹሑፍ ወይ ቃላት መጽሓፍ ቅዱስ እንተ ብቐጥታ ወይ ብተዘዋዋሪ ፍቕሪ ኣምላኽን ምሕረቱን እየን ዘርእያን ዘግህዳን።...
304 0
04 March 2013, 22.12lemlem0
2013-03-04-22-17-02ነፍሲ ወከፍና መንፈሳዊ የዒንትና እንተ ዝኽፈት ኔሩ ከመይ ኮን ነቲ ሰመያዊ ዓለም ጥራይ ሃረር ምበልና ኔርና፣ ኣብዚ ዘለናዮ ዘመን...
324 0
02 March 2013, 22.54hanidani
coming-of-the-son-of-manሓደ ግዜ ብዛዕባ ምጻት ጎይታና የሱሱ ክርስቶስን መወዳእታ ዓለምን ምስ ገለ ሰባት  ንዘራረብ ነበርና፣ ሓደ ካብቶም ምሳና...
337 0
02 March 2013, 22.30lemlem0
walking-with-godወዲ ሰብ መልክዕ ኣምላኽን ክብርን ዘለዎ ብዘሎ ስልጣን ከኣ ኣብ ኢዱ ዝተዋህቦ ኣብ ልዕሊ ኣእዳው ግብሪ ኣምላኽ ዝተሸመ ድላይ ልቡ...
258 0
25 February 2013, 09.37lemlem0
victory-at-all-part2 ለ. ፈተና (Temptation) እዚ temptation ዝብል ቃል ብግሪኽ Perasimos ዝብል ኮይኑ መከራ፣ ጸበባ፣ ወጽመድ...
258 0
17 February 2013, 02.14lemlem0
victory-at-allመእተዊ 1ይ ቆረ 15፡57 ግናኸ ነቲ ብጎይታና የሱስ ክርስቶስ ጌሩ ዓወት ዝህበና ኣምላኽ ስብሓት ይኹኖ!2ይ ቆረ 2፡14...
356 0
02 January 2013, 11.11lemlem0
satan-knows-his-የሱስ ነቶም ተኣኪቦም ዝነበሩ ከምዚ ኢሉ ክምህሮም ጀመረ። ርኹስ መንፈስ ካብ ሰብ ምስ ወጸ፣ ዘዕርፈሉ ደልዩ ኣብ ብዘሎ በረኻን ምድረ...
436 0
28 December 2012, 08.49hanidani
at-the-end-of-timeምኽፋት መንፈሳዊ የዒንቲ፣ ቡዙሕ ግዜ ሓደ ብተደጋጋሚ እንሰምዖ ዘረባ ኣሎ እዩ፣ ንሱ ኸኣ ምዕባለ ሰብ ብመጠን እቲ ዝርእዮ እዩ...
561 0