“ኣሉታዊ ተምክሮ ናይ ህይወትና ናይ “ምውህሃድ” ዓቅሚ ዘሪጉ፡ ካብ ምዕሩይ ዝዀነ ኣነባብራ የውጽኣና። ኣብ ውሽጥና ኸኣ “ጎባጢ” ስምዒት ይፈጥር። እዚ ኸኣ ሰባት ክጾርዎ ክሳብ ዘይክእሉ ኣዝዩ ከቢድ፡ ስምዒት ሓጋዚ-ኣልቦነት (powerlessness)፡ ስምዒተ ስዑር (feeling of defeat): ካብኡ ሓሊፉ’ውን ጠፋእኩ፡ በረስኩ፡ ተወረርኩ ዝብል ስምዒት ክስምዕና ይገብር።
ስምዒታውን ስነ ኣእምሮኣውን ማህሰይቲ፡ ኣባና ስለ ዝበጽሐ ወይውን ኣብ ካልእ ክኸውን ስለ ዝተዓዘብና፡ ክኸውን በዒንቱ ስለ ዝረኣየ ንምኰሮ፡ ኣተሓሳብናን ስምዒታትና ዝዝርግ፡ ዝብትን ተመክሮ’ዩ።

WATCH MORE VIDEOS!

Share this Post

SIGN UP FOR NEWSLETTER

[x_subscribe form=”977″]

STAY CONNECTED
BETEFEWSI Inspiration

Vancouver, WA

(606) 264-9111

       መብጽዓ ቤተ-ፈውሲ
መርበብ ቤተ-ፈውሲ: ግብራውን ብትሕዝትኡ ሓድሽ ዝዀነ፡ ንዝጸንሐ ኣተሓሳስባና ዝብድህ ናይ ህይወት መምርሕታት ብምቕራብ፡ ኣብ ጉዕዞ ህይወት ንዝቕጽል ስጉምቲ ብምርዳእ ንኽንምርሽ ዝሕግዝ ትሕዝቶ የቕርብ። ኣብ ወለዶና ንዘሎ ዝተሓላለኸ ጉዳያት ንምፍታሕ፡ ንዝኣረገ ልምምዳትና ከኣ ምሕዳስ ንምምጻእ ሓቒ ይእውጅ።