18
Thu, Apr
0 New Articles

ብዛዕባ እተን ዝሓተምካየን ኣልቡማት ዛጊት ካብ ኣመንቲ እንታይ ዓይነት ኣወንታውን ኣሉታውን ሰሚዕካ ኣለኻ?

እተን ብኣልበማት ዘውጻእክወን መዛሙራተይ ንብዙሓት ንፈውሲ፡ ንምጽንናዕ፡ ንበረከትን ምስጋርን ኮይኑዎም ክሰምዕ ከለኹ መመሊሰ እብርትዕን ነቲ ኣገልግሎተይ ብትግሃት ክሕዞን ክተብዓሉ ከምዝግብኣኒ መዘኻኸሪ ይኾነኒ ኣሎ። ነቐፌታ እኳ ኣይሰማዕኩን፡ ግና እቲ ክነቅፍ ዝመጽእ ካብቲ ዘለኹዎ ገለ ፍልጠት ኮነ ትምህርቲ ዝህበኒ

ብዛዕባ ገዛእ ርእስኻን ድሕሪ ባይታኻን ኣተዓባብያኻን መዕለልካናዶ?

 ስመይ ኣርኣያ ሃብተ እብሃል። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ1980 ተወሊደ፡ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሻዱሻይ ክፍሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድማ ተማሂረ። ድሕሪ ናጽነት ንኣስመራ ብ1993 ዓ.ም. ኣትየ። ሻብዓይ ክፍሊ ኣብ ቤ/ት ባና

ዘማሪ ዶ/ር ደረጀ ከበደ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ብፍላይ ቅድሚ ዓሰርተታት ዓመታት ዝነበሮ ፍሉይ ናይ መዝሙር ተውህቦ፡ ንብዙሓት ንበረኸት ዝኾነ ሓው ስለ ዝኾነ ካብ ተሞክሮኡ ብዙሕ ክንመሃር ከም እንኽእል ብምእማን ነዚ ቀጺሉ ዘሎ፡ ምስ መጽሔት "ማቴቴስ" ብቋንቋ ኣምሓርኛ ዝተገብረ ቃለ ምልልስ

ብስራት.ኮም ኣብ ኣስመራ ናይ ገዛ ወፈራ ወንጌል ብዙሕ ትዓዪ ኔርኪ፡ ሕጂኸ?

 

እቲ ናይ ወንገል ዕዮ ቀጻሊ እዩ፡ ኣየቋርጽን እዩ። ቅድሚ እስሪ ቤት ዝነበርክዎን ሕጂ ዘለኹዎን ኣተሓሳስባ ነንበይኑ እዩ። ሽዑ ግዜ ኩሉ ወንጌል ክሰምዕ ኣለዎ ዝብል ቅንኣት ነይሩኒ እዩ። ካብኡ ዝተበገሰ ድማ በዚ ነገር

More Articles ...

Page 1 of 2