20
Sat, Apr
0 New Articles

ኣብ ዝሓለፈ ሓሙሽተ ሕታማት "ስራሕ መንፈስ ቅዱስ" ብዝብል ኣርእስቲ ሃዋርያት ምስ መንፈስ ቅዱስ ኮይኖም ዝሰርሕዎን ዝገበርዎን ነገራት ካብ መጽሓፍ ግብሪ ሃዋርያት ርኢና፣ ካብዚ መጽሓፍ ብዙሕ ጠቓሚ ትምህርትታት ንረክብ ኢና፣ ስለዚ ድማ ንምክትታሉ ምእንቲ ክጥዕመና  ኣብተን ዝተረፋ ምዕራፋት ንዘሎ ቀንዲን ኣገደስትን ትምህርትታት በብኣርእስቲ ከም ፍቓድ ኣምላኽ ክንርእዮ ኢና፣

ኣብ 2ይ ነገስት ምዕራፍ 5 ብዛዕባ ዛንታ ንእማን ነንብብ፣  ንእማን ናብ ንጉስ እስራኤል ምስ ከደ እቲ ንጉስ  እንታይ ከምዝገብር ኣይፈለጠን ኔሩ፣ ናብ ኤልሳእ ድማ ሰዲድዎ፣ ኤልሳእ ከመይ ጌሩ ነዚ ህቡብ ጀነራል ከምዘሕወዮ ኣስተዉዕሉ፣ እዚ ክፍሊ መጽሓፍ ቅዱስ ሓቀኛ ናይ ኣምላኽ ሰብ እንታይ

ላዕሊ ተጠመተት ሰማይ ታሕቲ ተረኣየት ምድሪ ኮይንዎ ትሕዞን ትገብሮን እዩ ጨኒቕዋ፣ ጸዊዓ ማንም ክረድኣ ኣይክእልን እዩ፣ ንረዲኤት ደሊያ እውን ኣለኹልኪ ዝብላ ሰብ ማንም የለን፣ ንዓኣ ኩሉ ጸልማት እዩ፣ እታ ሞት ተኾነት እውን ከም ባህጋ ቐልጢፋ ኣይመጸትላን፣ ኣብ ሓዲግ ሞት ተንጠልጢላ ኸኣ እንትርፎ ምብካይ ካልኣ

ሓደ መዓልቲ እግዚኣብሄር ንኣብርሃም ካብ ድንኳን ንግዳም ኣዉጺኡ ከምዚ ኢልዎ, "ንግዳም ኣዉጺኡ ድማ ። ንሰማይ ጠምት ምቑጻሮም እትኽእል እንተ ኼንካ ከዋኽብቲ ቑጸር በሎ፣ ዘርእኻዉን ከምኡ ኺኸዉን እዩ በሎ፣" (ዘፍጥረት 15።5)፣ ኣብ ሰማይ ሚልዮናት ከዋኽብቲ ኣለዉ። ኣብርሃም ግን ኣብቲ

ኣምላኽ ነዚ ኣብዛ እንነብረላ ዘሎና ምድሪ ዝርአ ዘሎ ህይወታዊ ኮነ ነገራዊ ንኽፈጥር ሽዱሽተ መዓልትታት እዩ ወሲዱሉ። ንዅሎም ፍጥረታት ድሕሪ ምፍጣሩ ኣብ መበል 7ይቲ መዓልቲ ካብ ኵሉ ግብሩ ዓረፈ፡ በቲ ዝገበሮ ድማ ተሓጎሰ ይብለና (ዘፍ 2፡2-3)።

ኩሉ ጊዜ ዝደለኻዮ ኹሉ ብሓንሳብ ተትርከብ ኔሩ ሰናይ ኔሩ ግና መብዛሕቱ ጊዜ ከሙኡ ኣይኮነን፣ ሰብ ገለ ነገር ክረክብ ናይ ግድን እዩ ሓደ ነገር ክገብር ዘለዎ፣ ኣብ ሓደ ቦታ ክበጽሕ ከኣ ብገለ መንገዲ ናይ ግድን ክሓልፍ ኣለዎ፣ ንኹሉ መጀመሪ ኣለዎ፣ ሰብ ኩሉ ግዜ ዝቃለስን ላዕልን ታሕትን ዝብልን ኣብ ሓደ ቡሉጽ

More Articles ...