20
Sat, Apr
0 New Articles

ብመንፈስ ድኻታታ ብጹኣን አዮም፣

ዝተባረኹ ቤተሰብ፣

ኣብቲ ኣህዳዊ ወይ ፈላሚ ኣገልግሎት ጐይታና የሱስ ክረስቶስ ኣብዛ ምድሪ ነቶም ሰዓብቱ ንጹር ዝኾነ መምሪሒ ህይወት እንታይ ምዃኑ ኣረእይዎምን ሚሂርዎምን እዩ፣ ነዚ ክርስትያናዊ ህይወት አዚ ድማ ሙሉእ ብምልኡ ኣብ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ተወኪልካ ብጸጉኡ ኣቢልካ አትረኽቦ ናብራ ህይወት እዩ፣ እዚ ከምዚ ዓይነት ናይ ህይወት ጉዕዞ ድማ ኣብቲ ናይ ከረን ስብከት ተባሂሉ ዝጽዋዕ ኣብ ወንጌለ ማቲዎስ ካብ ምዕራፍ

3.3 ድምጺ እግዚኣብሄር ምስማዕ

እግዚኣብሄር ነቶም ብቅንዕናን ብምሉእ ልቦምን ዝደልይዎን ዝጽውዕዎን ይርከበሎም እዩ። "ክትጽውዑኒ መጺኹም ድማ ክትልምኑኒ ኢኹም እሞ ክሰምዓኩም እየ። ብምሉእ ልብኹም እንተ ደሌኹምንስ ክትደልዩኒ ክትረኽቡኒውን ኢኹም።﻾" ኤር29፡11። እግዚኣብሄር ፍቓዱ ክገልጸልና

1. መእተዊ
መውስቦ ወይ ስርዓት - ቃል ኪዳን፡ ካብተን እግዚኣብሄር ንሰብ ዝሃቦ ሕጋጋት ኣታ ቀዳመይቲ እያ። እግዚኣብሄር ንሰብ ከም መልክዑን ምስሉን ጌሩ ክፈጥሮ ምስ ሓሰበ፡ ﷽ኣምላኽ ድማ ብመልክዑ ሰብ ፈጠረ። ብመልክዕ ኣምላኽ ፈጠሮ። ተባዕታይን ኣንስታይን ገይሩ ፈጠሮም﻾ ይብል፡ ዘፍ.1፡26-27። ብድሕሪኡ፡

Page 3 of 3