16
Tue, Apr
0 New Articles

 ህይወት ሰብ ኩሉ ብውሳኔ ዝተኸበን ዝተሓጽረን እዩ። ሰብ ኣብዛ ምድሪ ክንብር ከሎ ኣብ መዓልታዊ ህይወቱ ዝውስኖ ውሳኔታት ኣሎ። ናብርኡ ኩሉ ዘመኑ ብምልኡ ኸኣ ውጺት ናይ ውሳኔኡ እዩ። ሰብ ካብቲ ዝወሰኖ ንላዕሊ ኮይኑ ክነብር ኣይክእልን እዩ። መምዘኒ ሰብ እቲ ዝገብሮን ዝፍጽሞን ውሳኔ እዩ። ካብ ፍጥረት ጀሚሩ እዚ ዓይነት መሰል ንሰብ ካብ ፈጣሪ ዝተዋህቦ ህያብ እዩ። ሰብ ናይ ምውሳን ዓቕሙ ሙልኡ እዩ እንታይ ዓይነት ውሳኔ ይውስን ግና እቲ ምርጫ ናቱ ይኸውን

-ኣዝማድ ኣብ ክርስትያናዊ ሓዳር ኢዶም ከእትዉ ከለዉ፡ ከቢድ ጸገም ስለ ዝፈጥር እዚ ሽግር እዚ ንምፍታሕ እቶም መጻምድቲ ንናይ ሓድሕዶም ኣዝማድ ጓና ክዀኑ የብሎምን። ሓጢኣት ክሳብ ዘይኰነ ካብ ናይ ኣዝማድ ሓሳብ ናይ ኣንስቶም ሓሳብ ክድግፉ ይግባእ። ኣድላዪ እንተዀይኑ ነንስቶም ኣብ በይነን የዛራርብወን፡ ነንስቶም

ኣምላኽ ኣብ ደቂ ሰባት ዘለዎ ኣርኣእያ ብፉጹም ተለዊጡ ኣይፈልጥን እዩ፣ ሓስቡ ኩሉ ኣብ ልዕሊ ሰብ ሰናይ መደቡ ግሩም ዕላምኡ ኸኣ ፍቕሪ እዩ፣ ስበ ብስቓይን ብውርደትን ብሕስራንን ሕሰምን ክነብር ከኣ ፍታው ኣምላኽ ኣይኮነን ነዚ ኸኣ እዩ ነቲ ናይ መጀመርያ ፍጥረት ወዲ ሰብ ክብጀዎ መታን ወዱ የሱስ ክርስቶስ ናብዛ

More Articles ...

Page 2 of 3