19
Fri, Apr
0 New Articles

ኣቐዲሙ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣል-አዝሃር ካይሮ ግብጺ ብታሪኽ ምስልምና ፕሮፌሰር ነበር

ኣብ ኣል-ኣዝሃር(ተደናጊረ) ኩሉ ተሓዋዊስኒ ከምዝነበረ

ቅድሚ ዓሰርተ ሓሙሽተ ዓመት ኣብቲ እቶም ውሩያት ፕራሚዳት ግብጺ ዝርከብሉ ከተማ ጊዛ ናይ ሓደ መስጊድ ኢማም እየ ነይረ። (ሓደ ናይ መስጊድ ኢማም ዘለዎ ደረጃ ጽፍሒ ምስቲ ኣብ ክርስትና ናይ ሓንቲ ማሕበር ፓስተር ዘለዎ ስልጣን ዝመሳሰል እዩ።) ነፍሰወከፍ ዓርቢ ድሕሪ ቀትሪ ካብ ሰዓት 12 ክሳዕ 1 መልእኽቲ ናይታ ሰሙን

ኮሚኒስታውያን ሃገር ከለና ከምዘይብልና፤ ዜግነት ከለና ከም ካልኣይ ዜጋ እንተቖጸሩና'ኳ ንዓናስ ብኢድ ዘይተሰረሐት። ነደቕትን ናይ ምድሪ ጠቢባንን ዘይረኣይዋ ቅድሚ ምስራት ዓለም ቅድሚ ኣቦታትና ኣብርሃምን ይስሓቕን ያዕቆብን ዝተሰረሐት ሃገር ኣላትና። ብደም እቲ ገንሸል ዝጸረየት ቅድስቲ ሃገር ኣላትና።

ናብዚ ናይ ሳይቬርያ በረኻ ክመጽእ ዝደሊ ወተሃደር የለን። ኣብ ልዕሊ'ቲ ዛሕሊ። ብተወሳኺ ካብ ሰባት ተፈሊኻ ብዘይካ ድብታትን ናይ ባሕሪ እንሳታትን ካልእ ዝርአ የብሉን። ስለዚ ድማ ብድሌቱ ዝመጽእ ዋላ ሓደ ወተሃደር የለን። ካብዚ ዝተለዓለ። ነቶም ኣብዚ ቤት ማእሰርቲ ዘለና ክርስትያናት ካብቲ ኣብ ልዕሌና

ናብዚ ናይ ሳይቬርያ በረኻ ክመጽእ ዝደሊ ወተሃደር የለን። ኣብ ልዕሊ'ቲ ዛሕሊ። ብተወሳኺ ካብ ሰባት ተፈሊኻ ብዘይካ ድብታትን ናይ ባሕሪ እንሳታትን ካልእ ዝርአ የብሉን። ስለዚ ድማ ብድሌቱ ዝመጽእ ዋላ ሓደ ወተሃደር የለን። ካብዚ ዝተለዓለ። ነቶም ኣብዚ ቤት ማእሰርቲ ዘለና ክርስትያናት ካብቲ ኣብ ልዕሌና

More Articles ...

Page 4 of 5