24
Sun, Nov
0 New Articles

ሓዳስ መጽሓፍ ብፓስተር ስምኦን የማነ

News
Typography

"ፍቓድ እግዚኣብሄር ምርዳእ" እትብል ሓዳስ መጽሓፍ ብሓውና ኣገልጋሊ ስምኦን የማነ ዝተጻሕፈት ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ኣብ ዕዳጋ ክትዝርጋሕ እያ። ነዛ መጽሓፍ ገዚእኩም ክትባረኽ ክትመሃሩ ክትጸናንዑ ጸሎትና እዩ። ዝተፈላለዩ ኣገልገልቲ ብዛዕባ እዛ መጽሓፍ ርእይቶ ሂቦም ኣለዉ። እቲ ዝሃብዎ ርእይቶ እዚ ይመስል።




 ሰብ ኣብ ኩሉ መዳያት ህይወቱ ዕዉት ነሉ፡ ብርሒብ ፍልጠትን  ሓቅን ተመኩሮ ህይወትን ዝዘገበት፡ ብትሕስቶኣን ብኣቀራርባኣን ብስለት ዘለዋ፡ እዋናዊት፡ ኣገዳሲት፡ እሞ  ሃናጺት መጽሓፍ ሓዉና ስምኦን የማነ ኣበርኪቱልና ኣሎ።÷

ኣገልጋሊ ቡጹዕኣምላ ገብራኣብ

ካብ ሽወደን

እዛ መጽሓፍ ብገለጽቲ፡ ላዛ ዘለዎም፡ ፍሽኽ እናኣበሉ ዝምህሩ ›“ሙሉእ ሓሳባት†”  ዝተመለአት መጽሓፍ ስለ ነት ንኸተንብባ ዘይተሰልኪ መጽሓፍ እያ። ዝኾነ ትግር ከንብብ ዝኽእል ሰብ፡ ኣበ ርክቡ ምስ ኣምላ ሰብን ጥዕዩ፡ እናዓበየን እናፈረየን ይድ ምእንቲ፡ ነዛ መጽሓፍ እዚኣ ብመንፈስ ኣምል (devotionally)  ከንብባ እላቦ።

መጋቢ ዑቑባስላሴ ሃይለ ስባህቱ

ካብ ፕሪቶርያ ደቡብ ኣፍሪቃ

ሓዉና ካብ ተሞኩርኡ ብዝጻሓፎ መሰረት ብዛዕባ ፍቓድ ኣምላ ንህይወትኩም ክትፈልጡላ እትኽእሉ መጽሓፍ እያ። ስለዚ ክቡራት ኣንበብቲ እዛ መጽሓፍ እዚኣ ገዚእኩም ተጊህኩም ክተንብብዋ የተባብዓኩም

ፓስቶር ሚኪኤል ኣብርሃ

ካርቱም ሱዳ