20
Sat, Apr
0 New Articles

ብኣድሓኖም ሕዱግ

መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ናብዚ ምድሪ ኪመጽእ ከሎ። ንጹር ተልእኾን ዕላማን ሒዙ'ዩ መጺኡ፣ ነዚ ናይ ጎይታ ዕላማን ተልእኾን ከኣ መጽሓፍ ቅዱስ ብብዙሕ ቃላት ገሊጹልና ኣሎ፣ ካብቲ ብዙሕ። ምስቲ ከልዕሎ ደልየ ዘለኹ ዛዕባ ዚኸይድ ቃል ኣስዒበ ክጠቅስ፧


ኣብ ማር.4፣35-41 ጎይታ ንደቀ መዛሙርቱ ናብ ማዕዶ ንሳገር በሎም። ሃዋርያት ሓደ ካብቲ ኣብ ህይወቶም ዝነበሮም ጽቡቕ ነገር ኩነታት ምስ በድሆም እንተዘይኮይኑ ተቐዳዲሞም ናይ ዘይምእዛዝ ተርእዮ የርእዩ ኣይነበሩን። ዝበዝሑ ካብኣቶም ጎይታ ንዝበሎም ነገራት ብፍጥነት ብምቕባል ክትግብርዎ ዝጓየዩ ፍጹማት እኳ

ኩቡር ፕሬዝደንት ሃገረ ኤርትራ ኣቶ ኢሰያስ ኣፎወርቂ ካብ እግዚኣብሄር ኣቦናን ካብ መድሓኒና የሱስ ክርስቶስን ጸጋን ስላምን ንዓኻ ይኹን። ኣምላኽ ከኣ ኣብ ህይወትካ ብሰላምን ዕረፍትን ኣብ ሓዳርካ ብፍቕርን ስኒትን ኣብ ስራሕካ ኸኣ ብምስትውዓልን ጥበብን የሰኒኻ።  ኩቡር

More Articles ...