19
Fri, Apr
0 New Articles


ኣብ ባሕሪ ናይ ሓሳብ ጥሒለ፣ ንኣመለኾ ቤተክርስያነይ ይዕዘቦ:: ከም ተንቀሳቓሲ ፈሊመ ኮይኑ ኣብ ቅድሚ ክለተ የዒንተይ ቅጅል ይብለኒ:: ህዝቢ ኣመላኽ ከም ማይ ፈሲሶም: ብተመስጦ ይጽለዩ:: ግዜ ሞባእ ኣኽሉ: ፍታው ልቦም: ኢዶም ፈቲሖም ክልግሱ:: ሰባኺ ወንጌል: ኣብ መበረኺ ስብከት ጠጠው ኢሉ: ቃልኣምላኽ እንዳተዛረበ ይጭድር::

ሃንደበት ድቦላ ሕቶ ንኣእምሮይ ይብሕቶ: ኣምልኾ

1. ብዛዕባ ገዛእ ርእስኻ ድሕሪ ባይታኻን ኣተዓባብያኻንዶ መዕለልካና፧ ስም፣ ዕድመ፣ ዝተወልውድካሉ ቦታ፣ ደረጃ ትምህርትኻ፣ ኩነታት ኣታዓባብያኻ፣ ስም ብዓልቲ ቤትካን ደቅኻን፣

   ስመይ ጐይትኦም ገብረዮናስ እብሃል።

1.  ብዛዕባ ገዛእ ርእስኻን ድሕሪ ባይታኻን ኣተዓባብያኻን መዕለልካናዶ? ምስክርነት የማነ ሃብተ

መልሲ፡ የማነ ሃብተ ይበሃል :ኣብ ምጽዋዕ ዞባ 06 ዕዳጋ ዝተባህለ ቦታ እየ ተወሊደ። ዕድመይ ንትምህርቲ ምስ ኣኸለ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሻድሻይ (1-6) ኣብ ዕዳጋ ሰሜን ዝበሃል ቤት ምህርቲ ተማሂረ ። ካብ (6-8)
Page 5 of 5