18
Thu, Apr
0 New Articles

1. ሕጊ እናጽነዐን ኣብ ኣዳምስ ቤትክርስትያን እናተሳተፈንዩ ፊኒ ኣብ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ክግደስ ዝጀመረ። ኣብ ናይ ሕጊ መጽሓፍቱ፣ ብዙሓት መወከሲታት ካብ ቅዱሳን ጽሑፋት ምስ ረኸበዩ ናይ ገዛእ ርእሱ መጽሓፍ ቅዱስ ክገዝእ ዝወሰነ። ንኣኣ ኣናጽነዓ ኸኣ ብዕምቆት እናተመሰጠ ከደ።

2. ፊኒ ኣዝዩ ህቡብ ናይ ክርስትና ወንጌላዊ ኣብ ርእሲ ሙዃኑ፣ ኣብ ናይ ምውጋድ ጊላነት ምንቅስቓሳት ውን ተሳቲፉዩ። ብቀጻሊ

 ኣደይ ኣብ ገዛ ዘይነበረትሉ ናይ ዕረፍቲ መዓልቲ እያ ነይራ፣ ኣጋ ምሸት ኣብ ናይኣቦይ ቤተ መጽሓፍቲ ኣትየ ንግዜ መሕለፊ ዝኸውን መጽሓፍቲ ክገላብጥ ጀሚረ።ዝስሕበኒ ግና ኣይረኸብኩን፣ ሻቡ ኣብ ሓንቲ ናይ ፋንፍለታት ሳንጣ ጠመትኩ፣ ሓንቲሰሓቢት ኮይና ዝተራእየትኒ ትራክት ናይ ወንጌል (ሃይማኖታዊ ጽሑፋት

ናይ ፈለማ ዓመታቱ

ዊሊያም ዊልበርፎርስ ክውለድ ከሎ ኣዝዩ ደቂቅ። ምህሙን። ተነቃፍን ቆልዓ እዩ ዝነበረ፣ የዒንቱ ተኲረን ክሪኣ ዘይክእላ ኣዝየን ድኹማት ነበራ፣ ዊልበርፎርስ ወዲ 9 ዓመት ምስ ኮነ ኣብኡ ስለ ዝሞተ ናብ ኣዝማድ ክጽጋዕ ነይርዎ፣ ብጽልዋ ናይታ ደጋፊት መቶዲስት ዝኾነት ኣሙኡ። ዊልበርፎርስ ኣብ

More Articles ...

Page 2 of 5