ቃለ መጠይቕ ምስ ሓውና ጣዓመ ኣቶውብርሃን News Previous Article ቃለ መጠይቕ ብዛዐባ እታ ን11 ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዘላ ትወን ቴድሮስ ምስ ሓውና ኣማኒኤል ግርማይ Next Article ሓባራዊ ዘተ ብዛዕባ መዝሙሩን ኣምልኾን Typography Font Size Default Reading Mode Share This ክቡራትን ፍትዋትን ኣሓትን ኣሕዋትን ኣብ ሰሙን ሓንሳብ ዝተፈላለየ ኣርእስቲ ኣዒልና ምስ ዝተፈላለዩ ኣሕዋት ሓባራዊ ዘተ ንገብር ኣሎና፤ ንሎሚ ድማ ምስ ሓውና ጠዓመ ኣቶውብርሃን ብዛዕባ ምዝሙርን ኣምልኾን ዝምልከት ቃለ መጠይቕ ጌርና ኣሎና፤ እንሆ ሳልሳይ ክፋሉ ተኸታተሉ። ዝመጽእ ሰሙን ድማ ዝሓተትክምዎ ሕቶታት ክንምልስ ኢና። ትሕዝቶ እዚ መልእኽቲ እዚ ካልኦት ክሰምዕዎን ክጥቀምሉን ይግባእ ኢልኩም ኢልኩም እንተ ኣሚንኩም ንኻልኦት share ክትገብርዎ ንላቦ፤ ኣምላኽ ይባርኽኩም፥። Previous Article ቃለ መጠይቕ ብዛዐባ እታ ን11 ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዘላ ትወን ቴድሮስ ምስ ሓውና ኣማኒኤል ግርማይ Next Article ሓባራዊ ዘተ ብዛዕባ መዝሙሩን ኣምልኾን