ሓባራዊ ዘተ ብዛዕባ መዝሙሩን ኣምልኾን News Previous Article ቃለ መጠይቕ ምስ ሓውና ጣዓመ ኣቶውብርሃን Next Article ሓባራዊ ዘተ ብዛዕባ ኣምልኾን መዝሙርን Typography Font Size Default Reading Mode Share This ክቡራትን ፍትዋትን ኣሓትን ኣሕዋትን ኣብ ሰሙን ሓንሳብ ዝተፈላለየ ኣርእስቲ ኣዒልና ምስ ዝተፈላለዩ ኣሕዋት ሓባራዊ ዘተ ንገብር ኣሎና፤ ንሎሚ ድማ ምስ ሓውና ጠዓመ ኣቶውብርሃን ብዛዕባ ምዝሙርን ኣምልኾን ዝምልከት ቃለ መጠይቕ ጌርና ኣሎና፤ እንሆ ካልኣይ ክፋሉ ተኸታተሉ። ትሕዝቶ እዚ መልእኽቲ እዚ ካልኦት ክሰምዕዎን ክጥቀምሉን ይግባእ ኢልኩም ኢልኩም እንተ ኣሚንኩም ንኻልኦት share ክትገብርዎ ንላቦ፤ ኣምላኽ ይባርኽኩም፥። Previous Article ቃለ መጠይቕ ምስ ሓውና ጣዓመ ኣቶውብርሃን Next Article ሓባራዊ ዘተ ብዛዕባ ኣምልኾን መዝሙርን