ኣብ ዝሓለፈ ቕንያት መንግስቲ ኤርትራ ኣሲርዎን ዝነበራ ኣስታት 24 ዝበጽሓ ዓበይቲ ኣንስቲ ዝረከብዎን ደቀንስትዮ ኣመንቲ ኣባላት ኣምነተ ክርስቶስ ቤተ-ክርስትያን ከም ዝተፈትሓ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም ኣለዉ። ስለ እቲ ኣምላኽ ዝገበሮ ግብሪ ሹሙ ይባረኽ ኣምላኽ ነቶም ኣብ ዝተፈላለየ ቤት ማእሰርቲ ኤርትራ ዝሳቐዩ ዘለዉ ኣሕዋት ኣምላኽ ጣልቃ እትዩ ተኣምራት ክገብር ንጸልየሎም።
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ዝተኣስራ ደቀንስትዮ ተፈትሔን
Typography
- Font Size
- Default
- Reading Mode