ንዝኸበደ ዕዳይ ብሞትካ ኣርሒቕካዮ
ብፍቕርካ ንዓይ ምድሓንካ ገሊጽካዮ
ንድኹም እምነተይ ኣበርቲዕካ መሊስካዮ
ንዝሓመቐት ነፈሰይ ኣትንሲእካ ብተስፋ
ኣምላኽ እዩ እሙን ጓሳይ ገለ እኳ ኣይጐደለንን
ንስኻ ምሳይ ኢኻ እሞ ሞት መከራ ኣይፈርሕን
ንዝኸበደ ዕዳይ ብሞትካ ኣርሒቕካዮ
ብፍቕርካ ንዓይ ምድሓንካ ገሊጽካዮ
ንድኹም እምነተይ ኣበርቲዕካ መሊስካዮ
ንዝሓመቐት ነፈሰይ ኣትንሲእካ ብተስፋ
ኣምላኽ እዩ እሙን ጓሳይ ገለ እኳ ኣይጐደለንን
ንስኻ ምሳይ ኢኻ እሞ ሞት መከራ ኣይፈርሕን
ኣብ ምድሪ ዝተራኣየ ንግስነታት ዓለም ገሊኡ የደንቕ ገሊኡ የሕዝን። ዓለም ዝረኣየቶም ነገስታት ገሊኦም ጨካናት ገሊኦም ድኹማት፣ ገሊኦም ሕሱማት ገሊኦም ጥዑማት፣ ገሊኦም ርኹሳት ገሊኦም ልምሉማት፣ ገሊኦም ዕቡዳት ገሊኦም እሩማት እዮም…
1. መሃልየ መህልይ ናይ ሰሎሞን
2. ፍቕርኻ ካብ ወይኒ ይጥዕም እዩ እሞ፡
ብምስዓም ኣፉ ይስዓመኒ።
3. ቅብእኻ ምኡዝ ሽቱ ኣለዎ፡ ስምካ ዝፈሰሰ ቅቢ