01
Tue, Apr
0 New Articles

ERI-HOPE PORTAL

News
Typography
  1. እንሆ ንእሱራትና ንምዝካር: ጸሎትና ስሌኦም ንምዕራግ: ንኣገልገቲ ወንጌል ብዘድልዮም ንምድጋፍ: ንኤርትራ ኣብ ዙፋን ኣምላኽ ንምቕራብ ኤሪ ሆፕ (ERIHOPE) ንነፍሲ ወከፍ ሰብ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ቀዳመይቲ ሰሙን ናይ ወርሒ ማለት ቀዳም ብዛዕባ ኤርትራን ካልእን ጸሎት ክግበር ይጽውዕ፣ ስለታ ኣብ መከራ ዘላ ሃገር ኤርትራ ንብዓትና ንፍስስ። ኩላትና ነዚ ኩፉት ኣፍደገ ንጠቐምሉ፣

  1. ካልኣይ ንኣገልገልት እሱራት ወንጌልን ብዝከኣል ኩሉ ፍቕርናን ሓልዮትናን ተገዳስነትናን ብምርኣይ  ብሞራላዊን መንፈሳዊን ንዋታውን ካልእን ሓገዝ  ንሓግዝ
  2. ሳልሳይ ንወንጌል መንግስቲ ኣምላኽ ንምስፋሕ  ንዳለዉ፣ ወንጌል መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ኤርትራን ንኤርትራውያንን ካብኡ ሓሊፉ ኸኣ ንኻልኦት ዓሌታት ንምብጻሕ ብዘድሊ ዘበለ ነገር ንምውሳእ ንዳለዉ፣

እንሆ መርብብ ሓበሬታ ኤሪ ሆብ (ERIHOPE) ብጽፉፉን ውሕሉሉን መስርዕ ሒዙ ዓሚቕ ሓብሬታ መሊኡ ብወግዒ ተኸፊቱ ኣሎ፣

መርበብ ሓብሬታ ኤሪ ሆብ (ERIHOPE)   ንዓኹም ካባኹም ብኣኹም ንኽብሪ ኣምላኽ ይኹን