23
Tue, Apr
0 New Articles

ንዓመት ብሳህሊ ትኸልላ

Message 4
Typography

መዝሙር ዳዊት 65 ናይ ዳዊት ናይ ምስጋና መዝሙር እያ። እዚ መዝሙር ግደ ኣምላኽን ግደ ሰብን ብንጹር ፈልዩ  ዝዛረብ መዝሙር እዩ። ኣብተን ቀዳሞት ክልተን ፈረቃን ጥቕስታት፡ ግደ ሰብ እንታይ ከም ዝኾነ ይዛረብ። ንሱ ድማ ንኣምላኽ ዝኸውን ምስጋና፡ ተወፋይነት ጸሎትን ምእማንን ኸውን ከሎ፡ ካብ ንታሕቲ ዘሎ ክፍሊ ናይቲ ምዕራፍ ክሳዕ መወዳእታ ግና ኣምላኽ ዝገብሮ ነገር ጥራይ እዩ ዝዛረብ።

እግዝኣብሄር ንዓመት ብሳህሉ ይኽልላ፡ ብሕያውነቱ ይሽፍና፡ ካብ  ምሕረቱ ዝተላዕለ ካብ ዓመት ናብ ዓመት ንሳገር። ግና እዚ ጥራይ'ውን ኣይኰነን። ከምቲ ካብ ጥቕሲ 4 ዘሎ፡ እግዝïኣብሄር ናብ ማሕደሩ ኣቕሪቡና ብበረኸት ቤቱ ድማ ኣጽጊቡና እዩ። ካብ ክፉእ ዘበለ መዕቆቢ ኰይኑና፡ ንብኹልና ኸኣ ባሪኹና እዩ።


ኣብዚዝውዳእ ዘሎ ዓመት 2009 ኣምላኽና ብሓቂ ምሳና እዩ ነይሩ፡ ናይ ምድሓን ኢዱ ድማ ርኢና ኢና። ስለዚ ስለቲ ዝገብረልና ኹሉ ሰናይ ነገር፡ ናብ ኣምላኽና ብምስጋና ክንቀርብ ይግብኣና እዩ። ከም ሓሳብ ሰይጣን እንተዝውን ቀደም ምጠፋእና፡ ግና እቲ ኹሉ ዝኽእል ኣምላኘና ኣብ ቅዱስ ስሙ ኣዕቍብናስ፡ ኣብዚ በጺሕና ኣሎና።

ኣብ ኣብ  ቅድሜና ሎ ዓመትከ ራእይና እንታይ ኽውን እዩ። እንታይ ንርኢ ኣሎና? ከምቲ ኣምላ ዝርእዮዶ ወይስ ብስጋ ንጥምት ኣለና? እግኣብሄር ጽቡቕ ረኣ ክብለናን ነቲ ዝበለና ቃሉ ንፍጽምን፡ ከምቲ ንሱ ዝረኣዮ ክንርኢ ይግብኣና። ንሕና ነቲ ይርኤ እምበር ነቲ ዝር ኣይንጥምትን ኢና፡ ንያቱ፡ ብእምነት እምበር ብምርኣይ ስለ ይንመላለስ (2 ቈረ 418, 56) ከምቲ ኣብ 159 ተጻሒፉ ሎ፡ ሓሳብ ሰይጣን፡ ምርኮ ክመቕል ሴፍ መሊሑ ድማ ጥፍእ እዩ፡ እግኣብሄር ግና ነቲ ዝተበጀ ህዝቢ ብምሕረቱን ብሓይሉን ናብ ቅዱስ ማሕደሩን ይመርሖ ኣሎ።

እምበኣርከስ፡ ከምቲ ዝወጽእ ዓመት፡ ንኣት ሎና ሓድሽ ዓመት ድማ ብምሕረት ተኣሚንና ክንኣት ይግብ ኣና። እቲ ይስገር ስግር ኣምላ ሓድሽ ዓመት ድማ ከም ሳግረና ንኣምኖ ይግባእ።

ኣብ 2010 ዓመት ዉን ከም ጸለይቲ፡ ውልቃ ሓባራ ራእይ ክህልወና ይግባእ። ዓመት' ነቲ ዝጸንሐ ናይ ውልቃ ሓባራ ናይ ጸሎት እንሕድሰሉ ነልና ይግባእ። እግኣብሄር ኣብ 2010 ዓመት' ምንቕ ክሰደልና፡ መንፈስ ቅዱስ ከውርደልና እንተደኣ ይኑ፡ ዝፈረሰ መሰውኢና ንሓድስ (1 ነገ 1821-40) ኤልያስ፡ ነቶም ናብ ክልተ ዝሕንክሱ ዝነበሩ ሰባት፡ እግኣብሄር እንተይኑ ኣምላ  ደድሕሪኡ  ስዓቡ፡ በዓል እንተይኑ ድማ ንዕኡ ስዓቡ፡ ኢሉ ናይ እግኣብሄር ኣምላነት  ከም  ርኣዮም፡ ንሕና ድማ ሎሚ፡ ከምቲ ኣብ መዝ 1152 'ንምንታይ ደኣ ኣህዛብ ኣበይ ኣሎ ኣምላ ዝብሉና' ተባሂሉ ተጻሒፉ ሎ፡ ናይ ጸሎትና መሰውኢ እንተ ሓደስናዮ፡ 'ኣምላናስ ኣብ ሰማያት ኣሎ ዝደለዮ  ይገብር እዩ' 3 ኢልና ክንምልስ፡ ኣይክንሓፍርን ኢና። ድማ፡ ናይ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ናይ ውልቂ ናይ ጸሎት ህይወት እንተተሓዲሱ፡ ከም ኣካል ክርስቶስ ኵሉ ተሓዲሱ ኣሎ ማለት እዩ።

ስለ ክብሪ እግኣብሄር ግለጽ፡ ስጋ ኵሉ ድማ ምእንቲ ክርእዮስ ንሕና፡ ሎሚ፡ ጐደና እግኣብሄር ከነቕንዕ መገዲ ነዳሉ ይግብኣና እዩ። ድማ ወርሒ ሓደ ኣርእስቲ ክንወስድ ኢና። 'ህዝብ ብኣ ክሕጐስሲ መሊስካዶ ህይወት ኣይክትህበናን (ኣይከተነቕሓናን) ? " እግኣብሄር ጸጋ ኣርእየና ምድሓንካ'ውን ሃበና' መዝ 85 6-7

እግኣብሄር ሓድሽ ንፋስ ናይ መንፈስ ቅዱስ ከንፍስ እሞ ናይ ምንቕ ዓመት ኰነልና ንጸሊ። ምንቕ ማለት ኣምላ ብሓድሽ መገዲ ክንደልዮን ክንጸምኦን፡ ሓጢኣትናን ድንዛናን ከነወግድ፡ ዝኣበስናዮ ንና ዝዓመጽናዮ ክንመልስ፡ ኵሉ ሳዕ ብቃሉ ዝተሓደሰ ኣእምሮን ሓሳብን ክንሕዝ፡ ዕዮ ኣምላ ክንገብር ድሉ ንከውን፡ ማለት እዩ። 'እግኣብሄር ጽባሕ ኣብ ማእከልኩም ገርም ነገር ክገብር እዩ እሞ ደሱ' እያ 35