20
Sat, Apr
0 New Articles

ስመይ ዋሊድ ይበሃል። ኣብ እስራኤል ቤትልሄም ኣብ እትብሀል ከተማ ተወሊደ። እተወለድኩላ ዕለት ኣብ ሓንቲ ካብተን ኣብ ምስልምና ኣዝየን ቅዱሳት ዝኾና መዓልታት ማለት ኣብታ ናይ ኣስላም ነብዩ መሓመድ ዕለት ልደቱ ዝኮነት መዓልቲ እያ ነይራ።፡ እዚ ንወላዲ ኣቦይ ዓቢ ክብረት እዩ ነይሩ።፡ ካብዚ ተበጊሱ ድማ ኣቦይ ዋሊድ ዝብል ስም ኣውጽኣለይ።፡ ትርጉሙ ኸኣ ካብቲ (ኣል መውሊድ ኣልነቢ) ዚብል ቃል ዝተወሰደ ኮይኑ ዕላምኡውን ካብ መውሊድ ዚብል ቃል(ትርጉሙ ልደት ማለት

 መእተዊ

ድምጺ ናይቲ ብርቱዕ ቓጭል ኣብ መንጐ ትምህርትና ኣቋረጸና። መምህርና ኩላትና ትሕቲ መቐመጢ ሰድያና ክንሕባእ ኣዘዘና። ኣነ ኣብ መጀመርያ 1960ታት ኣብ መንግስታዊ ቤት ምህርቲ ተማሃራይ መባእታ እየ ኔረ። ኣብቲ እዋን እቲ ኣዚዩ ብርቱዑ ናይ ኣየር መጥቃዕቲ ይግበረልና ነበረ። ኣብቲ ኸተማ ካብ

ዚያድ ኣብ ደማስቆ ኢዩ ተወሊዱን ዓብዩን። ትምህርቱ'ውን ኣብዛ ታሪኻዊት ከተማ ሶርያ ኢዩ ወዲኡ፣ መብዛሕትኡ ክፋል ሂወቱ። ዚያድ ልክዕ ከምቶም ካልኦት ኣባላት ስድራቤቱ። ሃይማኖቱ ዘተግብር ኣስላማይ ኢዩ ነይሩ፣ ንሱ ኩሉ ግዜ ምስ ኣቡኡን ሰለስተ ኣሕዋቱን ጎረባብቱን ናብቲ ዓርቢ ዓርቢ ዝካየድ ጸሎት ፍርቂ መዓልቲ

ብ25 ግንቦት 1954 ዓ.ም ካብ ኣቡኡ ጀናብ ካሲም ፒላ ላባን ካብ ኣዲኡ ፋጢማን ኣብ ደቡብ ህንዲ ካብ ዘላ ትሪቫንድሩም ትብሃል ዓዲ ኣብ ገዛ ካችራ፡ ጥንታዊት ቦታ ኦርቶዶክስን እስልምናን ተወሊዱ ፡፡ እቲ ናይ እስልምና ሃይማኖት እምነት ኣብቲ ዓዲ ከባቢ 400 ዓመት ዝገበረ እዩ፡ ስለዚ ድማ መብዛሕታኦም አቶም

More Articles ...