25
Thu, Apr
0 New Articles

ሓደ ዓርከይ ብኸቢድ ስንባደ “መይታ እያ!” ብማለት ተዛረበ። ኣብ ህይወተይ ከምዚ ዓይነት ስምባደ ርእየ ኣይፈልጥን። ኣስዒቡ ድማ “እንታይ ክገብር? ኢሉ ሓተተ። እቲ ኣነ ሽዑ ዝገበርኩዎ ዕሽነት ኪመስል ይኽእል፡ ግና ናብቲ ዓራት ቅርብ ኢለ ጎቲተ ኣውጺአያ። ተሰኪመ ወሲደ ድማ ብምዉታ እንከላ ኣብ መንደቕ ናይታ ክፍሊ ደጊፈ ጠጠው ኣቢለያ። ናብ ገጻ እንዳጠመትኩ ““ብስም የሱስ ነዚ ሞት እገንሕ ኣለኹ” በልኩ። ሽዑ ብሙሉኡ ኣካላታ ካብ ርእሳ ክሳብ ከብዲ እግራ ኬንቀጥቅጥ

እዛ ማሕበር እዚኣ ኽትውለድ ከላ ኣዝዩ ዜጨንቕ እዋን እዩ ዝነበረ። እቲ ሓያል ሃጸይ ናፖለዮን ኣብ ኤውሮጳ ብብርቱዕ ሓይሊ ይወርር ነበረ እሞ፣ ሃገር እንግሊዝ ተሸበረት፣ ሰራዊት ኣኽቲታ ድማ ኣብ ገምገም ባሕሪ ማኒካ ኣሰለፈቶም። ዕስራ ዚኣክል ወርሒ ንሓድሕዶም እናተሓላለዉ ጸንሑ። ኤውሮጳ ድና በቲ ውግእ ብርቱዕ

1.  ተይለር በቲ ኣብ ባህሊ ቻይናውያን ዘሎዎ ፍሉይ ታህዋስን ብዝነበሮ ቅንኢ ንወንጌልን እዩ ዝፍለጥ። ሽሕ እኳ ኣብቲ እዋን እቲ ኣብ ሚስዮናውያን ሳሕቲ ጥራይ ዝርአ እንተነበረ፣ ተይለር ግና ንባህላዊ ኣልባሳት ቻይና ምልባስ ርዒምዎ እዩ። ኣብ ትሕቲ መሪሕነቱ እተመስረተ ‘ሚስዮን ውሽጢ ሃገር

ካብ ህጻንነቱ ኣትሒዙ ኣብ ገዛእ ርእሱ ዝሞርከስ ተፈጥሮ እዩ ዝነበሮ። በቲ ፍሉጥ ጸሓፊ ታሪኹ ከም እተገልጸ፣ "ባህርያት ወላዲኡ ንደቁ ኣብ ገዛ ኣትዩ ንኸይወጹ ነቲ ማዕጾ ኩሉ ግዜ እዩ ዝዓጽዎ ዝነበረ፣ ሓደ ምሸት ዴቪድ ነዚ ስርዓት እዚ ጠሓሶ፣ ነቲ ማዕጾ ክከፍቶ ምስ ፈተነ ግና ኣይከኣለን። ኣይበኸየን

More Articles ...

Page 1 of 5