24
Wed, Apr
0 New Articles

ጆን ዊክሊፍ ቅድሚ 700 ዓመታት ኣብ ከባቢ 1342 ኣብ ዩርክሻየር ዓዲ እንግሊዝ ተወሊዱ። ኣብቲ እዋን ከቢድ መንፈሳዊ ጸላም ዳርጋ ንመላእ ኤሮጳ ኣጎልቢብዋ ዝነበረሉ እዋን እዩ። ይኹን እንበር እግዚኣብሄር ነዚ በሊሕ ሰብ ንመንፈሳዊ ኩነታት ዓዲ እንግሊዝ እንተላይ ንመላእ ኤሮጳ ንምጽላው ተጠቂሙሉ'ዩ። ዊክሊፍ ኮኾብ ጽባሕ ናይቲ ተሃድሶ ተባሂሉ ተጸዊዑ'ዩ።
 

 

“ሓራ ኣውጺኡኒ!… ”ካብ ቤት ማእሰርቲ ባንግላድሽ ጎይታ የሱስ ብኢዳ ሒዙ ዘውጽኣናይ ሊያ ማክዶናል ኣደናቒ ታሪክ 

"ጐይታ ንዓይ ዝሃበኒ ፍሉይ ተልእኾ መንፈስ ሓድነትን ፍቕርን ናብ ኲሉ ምብጻሕ ነበረ። እግዚኣብሄር ኣብ ብዘላ ምድሪ በረኸቱ ክቕበሉ ብጽምኣት ዝመጣጠሩ ሰባት የተንስእ ኣሎ። ብዓቢ ሃረርታ ድማ ይጽውዑ ኣለዉ።" "ምጽእና፡ በጃኺ ንረዲኤትና ቀልጥፊ፡ ነቲ ናይ ፍቕሪ መንፈስ ክንቕበሎ ሃረር

ኣብ ግላስጎው። ስኮትላንድ። ዓቢ ናይ መንፈስ ኣምላኽ ምንቅስቓስ ኣብ ዝነበረሉ ግዜ ምስ ደሓንኩ። ሓንቲ መንእሰይ ጎርዞ ውን ኣብቲ ግዜ ድሒና። ስማ ሄለን ኢዋን'ዩ። ገና ንእሽቶ ጓል እያ ዝነበረት። ይኹን እምበር ገና ኣብ መጀመርያ ናይቲ ሓድሽ ሂወታ ብ ክርስቶስ። ንዕኡ ከም ፍጹም ጎይትኣ ጌራ ኣብ ሂውታ

More Articles ...

Page 3 of 5