20
Sat, Apr
0 New Articles

መዓልቲ ንመዓልቲ ዓመት ከኣ ንዓመት እናተክአ ጊዜ ከየስተውዓልናሉ ይኸይድ ኣሎ። ጊዜ በቲ ዝተሓገገሉ ስሩዕ መገዲ ይኸይድ ስለ ዘሎ ናይ ጊዜ ምኻድ ኣዛራቢ ኣይኮነን። ሓደ መዓልቲ መወዳእታ ዓለም ኮይኑ ናይ ጊዜ ጉዕዞ ከም ዝውዳእን ናይ ዘለኣለምነት ህይወት ከም ዝጅመርን ከኣ ርግጽ እዩ። ጊዜ ኣብ ህይወትና ኣዝዩ ኣገዳሲ ተራ ስለ ዘለዎ ከኣ መጽሓፍ ቅዱስ ንጊዜና ከመይ ብጥንቃቐ ክንጥቀመሉ ከም ዘሎና ይምህረና።


ዓመት ንዓመት ተኪኡ ክመጽእ ከሎ ተገዲስና ንሓስበሉ ነገር እንተሎጊዜ እዩ። እንታይ ክገብር ኔሩኒ፣ እንታይ ጌረ፣ እንታይከ ክገብር ኣሎኒ ብምባል ከኣ ንሕሉፍን ህሉውን ብምግምጋም ንመጻኢንውጥን። እቶም ብጎይታ እንኣምን ንጊዜ ተጠቒምና ምስ ኣምላኽ ስለ እንመላለስ ጊዜ እናሓለፈ ብዝኸደ መጠን ምምጻእ ጎይታይቐርብ

ሰብኣያ ካብ ዘመዉት ነውሕእዩ ጌሩ። ድሕር ሰብኣያ ኸኣ ምንም ኣይጠዓማን። ናብራ እምብዛ እዩ ከቢድዋ። በቲ ከይኑ በቲ ግና በቲ ሰብኣያ ዝሓደገላ ናይ ሕርሻበታ ናብራኣ ትመርሕ ነበረት። ብስንኪ ሕሱም ናብራ ገጻ ተደዊኑ እዩ። ምስቲ ቅድሚ ሰብኣያ ዝነበራ ናብራ ክትዝክር ከላ ዝርንዛሕእያ ትነብዕ። ኣብቲ ዘላቶ

ዘፍ4*9፡ Ï"እግዚኣብሄር ከኣ ንቃየል፡ ኣቤል ሓውካ፡ ኣበይ ኣሎ? በሎ።÷" ክቡር ክርስትያን ነዚ ጽሑፍ እዚ ከመይ ገይርካ ኢኻ እተንብቦ ዘለኻ? ቀደም ንቃየል ከምእተባህለ ጥራይ ዶ? ቃል ኣምላኽ ህያው እዩ፡ እብ4*12 እሞ፡ ሎሚ ድማ እዚ ጽሑፍ እዚ፡ ንዓይን ንዓኻን ይሓተና

መንፈስ ቅዱስ ንምስክርነት ህይወት ሄኖክ ብክልተ  "ንኣምላኽ ኣስሚሩ" (እብ 11:5)  ዝብላ ቃላት ኣቐሚጥዎ ኣሎ፣ ብዛዕባ ዝደለቦ ሃብቲ ወይ ከኣ ዝረኸቦ ምድራዊ ክብሪ ኣይዘርዘረን፣ ብእኡ ናይ ዝተሰብከ ስብከት። ዝተፈጸሙ ሰናይ ግብርታት ይኹኑ ተመስኪሩለን ናብ ድሕነት ናይ

ታሪኽ ኩሉ ሓደ ብሓደ እንተ መርመርናዮ ቡዙሕ ግዜ ንኣምላኽን ነታ ኣብ ምድሪ ዘላ ብደም ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ዝቖመት ማሕበሩን ዝቃወሙ ማእለያ የብሎምን፣ ብዙሓት መራሕቲ ሃገራትን ናይ ሃይማኖት መራሕትን ሙርኡያት ኢና በሃልትን ፖሎቲከኛታትን ንመጽሓፍ ቁዱስን መመሪሒኡን ካብ ታሪኽ ክሓኩ ዘይተኣደነ ጻዕሪ ጌሮምን

More Articles ...