19
Fri, Apr
0 New Articles

ጸሎት ኣብዩካ'ዶ ይፈልጥ?  -  ጸሎት ዕልቕጥ ኢሉካ'ዶ ይፈልጥ? ጸሎት፡ ትርጉም ዘይብሉ ዀይኑ ተሰሚዑ'ዶ ይፈልጥ? ኣብ ጸሎት፡ ደንዚዝካ'ዶ ትፈልጥ? - ዝጸሌኻዮ ጸሎት ናብ ሃውህው ትሰዶ ዘሎኻ መሲሉ ተሰሚ ዑካ'ዶ ይፈልጥ?

ሓቂ እንተነቢርካላን ተኣዝካያን ጥራይ ከም ትርድኣካ ካብ ዝግለጸለይ ቅሩብ ጸኒሐ እየ። ማለት ትምህርቲ መጽሐፍ ቅዱስ ክሳዕ ኣብ ብሎ ህይወትና ኣሃሂድና እንነብረሉ ክረብሓና ኣይክእልን'ዩ።

More Articles ...