02
Mon, Jun
0 New Articles

"ባሮት ሓጢኣት ከሎኹምሲ፡ ካብ ጽድቂ ውጹኣት ሓራ ኢኹም ዝነበርኩም። መወዳእትኡ ሞት ስለ ዝኾነ በዚ ሎሚ እትሓፍርሉ ዘሎኹም እንተዘይኮይኑስ በቲ ጊዜ እቲእንታይ ፍሪኡ ነይርኩም፡ ዓስቢ ሓጢኣት ሞት እዩ፡ ውህበት ጸጋ ኣምላኽ ግና ብክርስቶስ የሱስ ናይ ዘልኣለም ህይወት እዩ። ሕጂ ግና ካብ ሓጢኣት ሓራ ስለ ዝወጻእኩም ንኣምላኽውን ስለ ዘተገዛእኩምዎ  ፍሬኹም ንቕድስና ኮይኑ ኣሎ መወዳእታኡ ኸኣ ናይ ዘልኣለም ህይወት እዩ። "

ኣብ ሓንቲ ንእሽቶይ ቑሸት ናይ ኣልጀርያ ሽዱሽተ ኣባላት ካብ ዘለዋ ስድራቢት ተወሊደ። ስድራቤተይ ዘይተማህሩ ኣስላም ስለዝነበሩ ብትውልዲ ኣስላማይ እየ። ህጻን ከለኹ ስለ ዝሓመምኩ ሓኪም ንወለደይ ንኽልተ መዓልቲ ጥራይ ጸኒሐ ከም ዝመውት ነጊርዎም ግናኸ ኣይሞትኩን። ኣምላኽ ንህይወተይ ዕላማ&nbsp

ካብ ዓቃባዊ ቤተሰብ ኣብ ዒራቕ ኢየ ተወሊደ ኣብ ማእከላይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ከሎኹ መምህረይ ምስልምና ብመሓመድን ተካእቱን ዝመርሕዎ ውግኣትን ኩናትን ከመይ ከምዘስፋሕፍሐ

More Articles ...