18
Thu, Apr
0 New Articles

ሰብኣያ ካብ ዘመዉት ነውሕ እዩ ጌሩ። ድሕር ሰብኣያ ኸኣ ምንም ኣይጠዓማን። ናብራ እምብዛ እዩ ከቢድዋ። በቲ ከይኑ በቲ ግና በቲ ሰብኣያ ዝሓደገላ ናይ ሕርሻ በታ ናብራኣ ትመርሕ ነበረት። ብስንኪ ሕሱም ናብራ ገጻ ተደዊኑ እዩ። ምስቲ ቅድሚ ሰብኣያ ዝነበራ ናብራ ክትዝክር ከላ ዝርንዛሕ እያ ትነብዕ። ኣብቲ ዘላቶ ተወሰኸታ ግና ሓደ ዓቢ ጸገም ንናብራን ንህይወትን ዝፈታተን ጸገም ኣጋጠማ። ቀረባ ዘመድ ሰብኣያ፥ ነቲ ሰብኣያ ዝሓደገላ ናይ ሕርሻ ቦታ ብሓይሊ መንዘዐ። ብኹሉ

ብዘረባ ዘረባ ኣብ ሓደ ገዛ ቡን እናስተና እናዕለልና ከሎና ብዛዕባ ኣምልኾ ዝብል ኣርእስቲ ተላዕለ። ኣብቲ ገዛ ዝነበረ ኩሉ ኸኣ ሓሓሳቡ ከፍስስ ጀመረ። እቲ ገዛ ድማ ኣብ ክልተ ተኸፍለ፣ ገለ ፍጹም ኣምልኾ ክወስድ ዘለዎ ኣምላኽ እዩ ንኻልኦት ምምላኽ ሓጥያት እዩ ክብሉ ከለዉ። ገለ ድማ እወ እዚ ልክዕ እዩ

መጽሓፍ ኣስቴር ካብ ካልኦት መጽሓፍቲ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ፍሉይ ዚገብሮ ሓደ ነገር ኣሎ ንሱ ድማ እግዚኣብሄር ይኹን ሰይጣን ፈጺሞም ዘይተጠቕስሉ መጽሓፍ ኮይኑ፡ ብኣንጻሩ ግና፡ ብስውር ኢድ እግዚኣብሄርን ምድሓን እግዚኣብሄርን በቲ ሓደ፡ ረቂቕ ዝኾነ እኩይ ናይ ጥፍኣት ምኽሪ ሰይጣን ድማ በቲ ሓደ ጎሊሖም ዝርኣይሉ

ሓቐናን ቁኑዑን ዝዀነ ማሕበር ጓሳ ንምርካብ እምብዛ ከቢድ ኣብ ዝዀነሉ ዘመን ኢና በጺሕና ዘሎና። ጓሳ ማሕበር ወይ መጋቢ ቑኑዕ መራሒ፡ መምህር፡ ኣማኻሪን ከምኡ ድማ ኣብ ጉቡእ እዋን ገናሒ ወይ መስመር ዘትሕዝ ክኸውን ይግባእ።ማሕበር ክርስቶስ ድማ ብኣዚዩ ጥንቃቐ ዝተመልኣ ኣገባብን ብሓላፍነታዊ መንፈስን ቑኑዑን

ሰሓቕ ሓጎስ ፍቕሪ መለለዪ እታ ስድራ እዩ። ጎሮባብቲ ዘመድ ኣዝማድ ብዘለዎም ሕውነትን ፍቕርን ኣዚዮም እዮም ዝግረሙ። ብእኦም ዘይቀንእን ከምኦም ክኸውን ዘይምነ የልቦን። ምንም እኳ እምብዛ ምርእያትን ዝፈስስ ሃብትን እንተ ዘይብሎም ርእሶም ክኢሎም ዝነብሩ ናይ ዕለት እንጌርኦም ማእሪሮም ዝኣቱ ስድራ እዩሞ።

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ 2ነገስት 5:8-37 ሓደ ዘደንቕ ታሪኽ ናይ ሓንቲ እተደንቕ ሰብይቲ ንርከብ። እታ ሰበይቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ “እታ ሹነማዊት ሰበይቲ” ተባሂላ እያ ተጠቒሳ ዘላ። እዛ ሰበይቲ፡ ኣዝዩ ከቢድ ጸገም ነይርዋ፡ እቲ ጸገማ ድማ ውላድ ኣይነበራን። ኣብ ልዕሊ እዚ ድማ ሰብኣያ

ዓመት ንዓመት ተኪኡ ክመጽእ ከሎ ተገዲስና ንሓስበሉ ነገር እንተሎ ጊዜ እዩ። እንታይ ክገብር ኔሩኒ፣ እንታይ ጌረ፣ እንታይከ ክገብር ኣሎኒ ብምባል ከኣ ንሕሉፍን ህሉውን ብምግምጋም ንመጻኢንውጥን። እቶም ብጎይታ እንኣምን ንጊዜ ተጠቒምና ምስ ኣምላኽ ስለ እንመላለስ ጊዜ እናሓለፈ ብዝኸደ መጠን ምምጻእ ጎይታይቐርብ

More Articles ...