19
Fri, Apr
0 New Articles

ብዝሒ መሰኻኽር እዚኣቶም ኩሎም ብእምነት ዝሓለፉ እዮም! ማርሴሉስ ኣጸቢቑ ብዛዕባ ክርስትያናት ክፈልጥ ጀመረ። ንቑሩብ ግዜ ምስ የዕረፈ ብመሪሕነት ሆኖሪዮስ ኩነታት ናይተን ክርስትያናት ዝነብሩለን ቦታታት እናተዘዋወረ ተዓዘበ። ማርሴሉስ ድማ እቶም ኣብታ መኣከቢት ክፍሊ ዝረኣዮም ክርስትያናት ምስቶም ኣብ ካታኮምብ ዘለው ክርስትያናት ከነጻጽሮም ከሎ ቁጽሮም ውሑድ ምዃኑ ንመጀመርያ ግዜ ተረደአ።

ጉዕዝኦም

ምስጢር ክርስትና እቲ እግዚኣብሄር ናይ ምምሳል ምስጢር ብርግጽ ዓቢ እዩ፣ ኣምላኽ ብስጋ ተገሊጹ ...እቲ መንእሰይ በዓል ስልጣን ስሙ ኣብቶም ሰባት ዝፈጠሮ ስንባደ ምስ ረኣየ ኣዝዩ ተደነቐ። "ንምንታይ ብፍርሃት ተንቀጥቅጡ ኣለኹም? እዚ ኩሉ ስንባደ ብሰንከይ ድዩ?" ክብል ሓተቶም።ሆኖሪዮስ ድማ ካብ ስንባዱ

ጎደና ኣፒያ! ኣንቲካ ማርሴሉስ ከኣ ከይተደናጎየ ዝተኣዘዞ ንኽፍጽም ተበገሰ። ወተሃደር ከየኸተለ ንበይኑ መጽናዕቱ ጀመረ። ካብ ሰፈር መኳንንቲ ቄሳር ተበጊሱ ብጎደና ኣፒያ ኣንቲካ የማነ-ጸጋም እንዳተዓዘበ እቲ ናይ ስለያ ዕላማ ዝነበሮ ጉዕዞኡ ጀመረ። 

ገሊኣቶም ድማ ብልግጫን ብመግረፍትን፣ኣብ ልዕሊ እዚውን ብመቑሕን ብማእሰርትን ተፈተኑ፣ብዳርባ እምኒ ተቐትሉ፣ተመገዙ።ተፈተኑ፣ተሰይፎም ሞቱ፣ኣጎዛ ኣባጊዕን ዲኖ ኣጣልን ተኸዲኖም ዞሩ፣ሰኣኑ።ጸበቦም።ሓሳረ መከራ ጸገቡ፣ዓለም ንዓኣቶም ዘይትበቅዕ ኮይናስ፣ ኣብ በረኻታትን ኣብኣኽራንን።ኣብ በዓትታትን ኣብ ጎዳጕድ

More Articles ...

Page 2 of 5