16
Tue, Apr
0 New Articles

"ናብ መልኣኽ ማሕበር ሎዲቅያውን ጽሓፍ፣ እቲ ኣሜን፣እሙን ሓቀኛ ምስክር፣ መጀመርታ ፍጥረት ኣምላኽ፣ ከምዚ ይብል ኣሎ፣ ዝሑል ወይስ ምዉቕ ዘይምዃንካ፣ ግብርኻ እፈልጥ ኣሎኹ።ብኻ ዝሑል ወይስ ምውቕ ምኾንካ። ከምዚ ልብጥ ዝበለ ብምዃንካ ኣይምዉቕ ኣይዝሑል ኢኻ እሞ፣ ካብ ኣፈይ ጡፍ ክብለካ እየ።ሃብታምን ፈሳስን እየ፣ ሓንቲ ዝደልያ ነገር እኳ የብለይን ብምባልካ፣ ሕሱርን ዜደንግጽን ነዳይን ዕዉርን ዕሩቕን ምዃንካኣይትፈልጥን ኢኻ ዘሎኻ። ምእንቲ ኽትህብትም ብሓዊ

ኣብመጽሓፍ ቅዱስ እግዚኣብሄርን ህዝቡን ከም ሰብኣይን ሰበይትን ይግለጹ እዮም። ንኣብነት ኣብ ብሉይ ኪዳን "ፈጣሪኺሰብኣይኪ እዩ እሞ፣ ስሙ እግዚኣብሄር ጎይታ ሰራዊት እዩ። እቲ ናይ እስራኤል ቅዱስውን ተበጃዊኺ እዩ።"

ሓደካብቲ ንሰባት ብዙሕ ዘሸግሮምን ዝተፈላለዩ ሃይማኖታት ነናቶም መግለጽታት ዝህቡሉን ኣምላኽ ከመይ እዩ ዝመስል? ዝብል ሕቶ እዩ።ቃል ኣምላኽ እግዚኣብሄር መንፈስ ከም ዝኾነን ንዕኡ ይመስል ኢልና ዝኾነ ምስሊ ኮነ ስእሊ ክንገብር ከም ዘይብልናን ኣበርቲዑየጠንቅቐና። ኣብ ብሉይ ኪዳን ዝነበሩ ቅዱሳት ከኣ ብመጠን እቲ

ቃል ኣምላኽኣብ ሓድሽ ኪዳን ጸጋ ኣምላኽ ከም ዝተገልጸን ንኹሉ ሰብ ምድሓን ከም ዘምጽአን ይዛረብ፣ ቲቶ.2፣11። ጸጋ ኣብ ብሉይ ኪዳንዘይነበረን ነቲ ኣብ ፍጹም ፍቓድ ኣምላኽ ዘሎ ኣምላኽ ንሰባት ዘዳለዎ ህይወት ምእንቲ ክንነብሮ ዝተገልጸ ሓይሊ ኣምላኽ እዩ (

ፍቓድኣምላኽ ደቁ እናወሰኸት ብእትበርህ መንገዲ ክመላለሱ እዩ፣ ምሳ.4፣12። ነዚ ዕላማ እዚ ክኾነና ከኣ እቲ ንመንገድናመብራህቲ ንእግርና ከኣ ብርሃን ዝኾነ ቃሉ ሂቡና፣

እቲቃል ዝኾነ ጎይታ የሱስ ብስጋ ምስ ተገልጸን ናብዛ ዓለም ምስ መጸን፣ ንብዙሕ ዘመናት ብነብያት ‘ስምዑ'፣ ‘ይብልእግዚኣብሄር' . . . ዝብል ሓሳባት ናብ ‘ንዑ ረኣዩ'ን ‘ንዓ ርኤ'ን ዝብል ቃላት ተቐይሩ።እቲ ሓደ መዓልቲ ኣምላኽ መሲህወይ መድሓኒ ክሰደልና እዩ ዝብል ተስፋ

More Articles ...