20
Sat, Apr
0 New Articles

ጎይታና የሱስ ኣብ ወንጌል ዮውሃንስ ከምዚ ኢሉና "ኣባይ ሰላም ምእንቲ ኽትረኽቡ እዚ ነገርኩኹም ኣብ ዓለም ጸበባ ኣለኩም። ግናኸ ኣጆኹም ኣነ ንዓለም ስዒረያ እየ ኢሉ መለሰሎም(ዮው 16=33) ጎይታ ካብ ዓቢ ይኹን ንእሽቶይ መከራ ከነምልጥ ተስፋ ኣይኣተወልናን።ግናኸ ከምቲ ንሱ ስዓሪ ዝኸነ ስዓርቲ ከምኡ ከም እኸውን ነጊሩና።ጎይታ የሱስ ኣተኩርኡ ካብ መከራ ከውጻና ዘይኮነስ ሰዓርቲ ክገብረና እዩ ዝደሊ ። ምኽንያቱ ጎይታ ካብ ምቾት ናብራና ዝያዳ ባህሪናን ሂወትናን እዩ

ሰባት ፈተውቲ ርእሶም፡ፈተውቲ ገንዘብ፡ ፈተውቲ ክብሪ ርእሶም ከም ዝዀኑ! እንተስ ብድንቁርና ወይስ ኰነ ኢሎም፡ ኣብ ክንዲ ቃል መስቀልን እቲ እተሰቅለ ክርስቶስን ዝሰብኩ፡ ንመስቀል ክርስቶስ ማእከላይ ስፍራ ዝሃበ ቅዲ ህይወት ድማ ዝስዕቡ፡ ኣብ ማእኸልናውን ከይተረፈ ክብሪ ርእሶም ዘቀደሙ ሰባት ይበዝሑ ኣለዉ! ሓቂ

ሓደ ግዜ ሰይጣን ንኹሎም ናቱ ሰዓብቲ ኣኼባ ገበረሎም። እቲ ዛዕባ ድማ ብዛዕባ ማሕበር ክርስቶስ እዩ ኔሩ። ሰይጣን ነቶም ኣጋንንቲ ይብሎም፣ ነዞም ኣብዛ ምድሪ ኰይኖም ከም ዝግባእ ክንዓዪ ዝዓግቱና ዘለዉ ኣመንቲ ብኸመይ ክንዓግቶም ንኽእል? ዝብል ሕቶ ኣለዓለሎም። ኩሎም ድማ ነናቶም መልሲ ሃቡ። ካብቲ ዝሃብዎ ብዙሕ


ቅድም መንግስቲ ኣምላኽን ጽዱቁን ምድላይ ናይ በረኸታትእቲ ዝዓበየ በረኸት ምዃኑ ንፍለጥ።

መቸም ኩኡ ጊዜ ሓድሽ ዓመት ኣብ ዝመጸሉ እዋናት ዘሎ ጸፋዕፋዕን መብጸዓታትን ኣዚዩ ብዙሑን ማእለያ ዘይብሉን እዩ። ተግባራውነቱን እቲ ለውጥን ግና ኣዚዩ ብጣዕሚ ሒደት እዩ። ሰባት ወትሩ ኣብ ሓድሽ ዓመት ገለ ነገር ክገብሩ

1--ንናይ ህይወት ሕቶታት መልሲ ስለ ዝደሊ።
• ነየናይ መልሲ? ኢልካ ትሓትት ትኸዉን።እቶም ክትትክዝ ከለኻ እትሓቶም ሕቶታት እዮም።
• ንሳቶም ከኣ--

ኣብ ህይወት ነፍሲ ወከፍና ማእለያ ዝይብሉ ዘይተመለሰ ሕቶ ክህሉ ይከኣል እዩ። ብፍላይ ድማ ኣእምሮና ብስለምንታይ ዝብል ሕቶ ክዋጠር ከሎ

More Articles ...